Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ፥ ካብ 20 ሰነ ክሳብ 2 ሓምለ 2013 ዓ.ም ካብ ሃገር ክወፅን ናብ ሃገር ክኣትዉን ክብሉ ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…

2 ሺሕን 385 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 385 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…

ኮንቬንሽን ምትእስሳር ምርምር፣ ቴክኖሎጂን ኢንዱስትሪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ኮንቬንሽን ምትእስሳር ምርምር፣ ቴክኖሎጂን ኢንዱስትሪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንቬንሽን “ፍልጦ ዝመርሖ ኢኮኖሚ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ካብ ሎሚ መዓልቲ…

ሃገራዊት ጋንታ ጣሊያን ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣውሮፓ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ጣሊያን ንእንግሊዝ ብምስዓር ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣውሮፓ ኮይና። ትማሊ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍፃመ ፀወታ፥ ሃገራዊት ጣሊያን ብፍፁም ቅላዕ ኢያ ሻምፒዮና ኮይና ዘላ። ኣብ ከተማ ለንደን ስታዲየም ዌምብለይ ኣብ ሞንጎ…

ናውቲታት መከላኸሊ ኮቪድ 19 ናብ ኢትዮጵያ ተላኢኾም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ዝተለገሱ ናውቲታት መከላኸሊ ኮቪድ 19 ናብ ኢትዮጵያ ከምዝተልኣኹ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍፁም ኣረጋ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ናውቲታት ነዝለኣኹ…

6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረት ዘንበረ ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ተዓዋትነት ኢትዮጵያ ዘረጋገፀ ኣብ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረት ዘንበረ ከምዝኾነ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። ፓርቲ ብልፅግና 3 ሓምለ 2013 ዓ.ም ዝተገለፀ ቀዳማይ ብርኪ ውፅኢት መረፃ ኣመልኪቱ መግለፂ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ነጥቢ ሓሙሽተ ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ነጥቢ ሓሙሽተ ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ። ዛሬ በአዲስ አበባ ከተማ በተካሄደው የአረንጓዴ አሻራ የችግኝ ተከላ መርሐግብር ከ1ነጥብ 5 ሚሊየን በላይ ችግኞችን መተከሉ ተገለጸ። ኣብ 11 ክፍለ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ፋርማጆ ንቀ/ሚ ኣቢይ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በሎም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በሎም ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፥ “ቀዳማይ ሚኒስትር ዳግም ካብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተቐባልነት ብምርካቦም ዕንኳዕ ደስ በሎም” ኢሎም፡፡…

ኣብ መርሃ ግብሪ ምገባ ቤት ትምህርቲ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዝቕፅል ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝጀመሮ ካገር ለኸ መርሃ ግብሪ ምገባ ቤት ትምህርቲ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፁ። ኣብ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ምክትል ዳይሬክተር ኢትዮጵያ ካትሪን ፊኒ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ…

ኣብ ከተማ  ዱከም 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃ ዝተገበረሎም 48 ፕሮጀክታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ  ዱከም 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃ ዝተገበረሎም 48 ፕሮጀክታት ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክትታት፥ ቤት ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ሓዊሱ ትካላት ጥዕና ሓምለዎከባቢታት፣ ፓርኪታት፣ ፕሮጀክታት ፅሩይ ዝስተ ማይን መሰል ፕሮጀክታትን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…