ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ገንዘብ ንመከላከያ ሰራዊት ካብ 190 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ድጋፍ ገይሮም ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ገንዘብ ንመከላከያ ሰራዊት ካብ 190 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ድጋፍ ገይሮም።
እቶም ሰራሕተኛታት ካብ ወርሒ መሃየኦም ካብ 50 ክሳብ 100 ሚኒታዊ ንመክልኻል ሃገር ንምሃብ ከመዝወሰኑ ተገሊፁ።
እኖታትናን ኣቦታትናን…