ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ሙስናን ፌዴራል ንመከላኸሊ ሰራዊት ደገፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ሙስናን ፌዴራል ንመከላኸሊ ሰራዊት ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦምን ደምን ለጊሶም።
ህወሓት ምስ ሓድነት ኢትዮጵያ ዘይደሊዩ ፀላእቲ ብመዃን ኢትዮጵያ ንምብትታን ይሰርሕ ከምዘሎ ምክትል ኮሚሽነር ወዶ አጦ…