ልዕሊ 500 ሺሕ ስድራ ቤት ስፖርት ተሳተፍቲ ዝኾኑሉ መርሃግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ ክረምታዊ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣገልግሎት ወለንታ ብሓምለዋይ ኣሰር ዝዓምበበት፣ ብሰብኣዊነት ዝተሃነፀት ኣዲስ ኣበባ ክንሃንፅ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣደባባይ መስቀል መርሃግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ ክረምታዊ ኣዋርሕ ብዕሊ ተጀሚሩ።
እቲ ንዝቕፅሉ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝፅንሕ መርሃ…