በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ ለይቲ ሰዓት 9 መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ድሮ እቲ በዓል ሎሚ መዓልቲ ለይቲ ሰዓት 9 ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ዋና ዳይሬክቶሬት ኢንዶክትሪኔሽን ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ካብዚ ብተወሳኺ መዓልቲ ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር 27 ሚያዝያ…