Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 13 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ከሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 13 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብርከምዝኸሰበ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብቶም ዝተረቑሑ ኣዋርሕ ልዕሊ 55 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተዛሪቦም። እቲ ባንኪ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገምጋም መደባት ስራሕ 9 ኣዋርሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ገምጋም መደባት ስራሕ 9 ኣዋርሕ ጀሚሩ። ኣብቲ ገምጋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። በግምገማው ማጠቃለያ ላይ አቅጣጫ ይቀመጣል ተብሎ እንደሚጠበቅም ከምክር ቤቱ ያገኘነው…

ኣብ ሶማሌላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣምቡላንስ ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሌላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣምቡላንስ ኣበርኪቶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ዝተዋፈሩ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር 2 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ግምት ዘለዎ ዝተማልአ ግልጋሎት ክህብ…

ፕሬዚዳንት ሞሓመድ ኣብዱላሂ ፎርማጆ ዝተናውሐ ዘበነ ስልጣኖም ብምስራዝ ምርጫ ንኽካየድ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂ ፎርማጆ ዝተናውሐ ዘበነ ስልጣኖም ብምስራዝ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ንኽካየድ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ሶማሊያ ምንዋሕ ዘበነ ስልጣን ፕሬዚደን ሞሓመድ ፋርማጆ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ኣብከተማ ሞቃዲሾ ናዕቢ…

ኣሜሪካ ሙሉእ ንሙሉእ ክታበት ዝወሰዱ ዜጋታት “ማስክ” እንተይገበሩ ንኽንቀሳቐሱ ፈቒዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሙሉእ ንሙሉእ ክታበት ዝወሰዱ ዜጋታት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን እንተይገበሩ ንኽንቀሳቐሱ ፈቒዳ። መእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት እታ ሃገር ዘውፅኦ መምርሒ፥ እቶም ዜጋታት ጉዕዞ እግሪ ምግባር፣ በስክሌት ምዝዋር፣ ኣብ ማሕበራዊ ህይወት…

ኣይተ ደመቀ ምስ ላዕለዋይ ተፀዋዒ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ምብራቕ ኣፍሪካ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕለዋይ ተፀዋዒ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ምብራቕ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርሴል ኣክፖቮን ተዛቲዮም። ኢትዮጵያ ኣብ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ብእትገብሮ…

ጋንታ ፋሲል ከነማ ዓወት ብምምዝጋብ ናብ ሻምፒዮና ትገብሮ ጉዕዞ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ዓወት ብምምዝጋብ ናብ ሻምፒዮና ትገብሮ ጉዕዞ ኣጠናኺራ፡፡ እታ ጋንታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ንጋንታ ኣዳማ ከተማ ብምስዓር 2 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡…

ዕዉት ስራሕ ቅየራ ኖት ብር ከምዝተኻየደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዕዉት ስራሕ ቅየራ ኖት ብር ከምዝተኻየደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ከይዲ ምቕያር ብር ብዕዉት ምዝዛሙ ስዒቡ፥ ዕዉት ምቕያር ኖት ብር ንኽካየድ ሓገዝ ንዝገበሩ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦምን ምስጋናን የካይድ ኣሎ። እቲ ምቕያር…

ኢትዮጵያ ካብ ዓውዲ ማሪታይም ክትረኽቦ ዝግባኣ ከምዘይትረክብ ዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለዕሊ 90 ሚኢታዊ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ብዓውዲ ማሪታይም  እተሳልጥ ኢትዮጵያ ካብቲ ዓውዲ ክትረኽቦ ዝግባኣ ከምዘይትረክብ ዘላ ተገሊፁ። በዓል መዚ ጉዳይ ማሪታይም ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብምትሕብባር ኣብ ብሉ ኢኮኖሚ ስትራቴጂ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንማሕበር ገባሪ ሰናይ ሙዳይን ማእኸል ትኹት ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ሓገዝ ገንዘብን ኣቑሑትን ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንማሕበር ገባሪ ሰናይ ሙዳይን ማእኸል ትኹት ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ሓገዝ ገንዘብን ኣቑሑትን ገይሩ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ንማሕበር ትኹረት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ብር 200 ሺሕ ዝግመት ብዓይነት ገንዘባዊ ሓገዝን…