ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ብ8100 ዝኣከቦ ገንዘብ ንሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብመልእኽቲ ሓፂር ፅሑፍ 8100 A ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኣከቦ ልዕሊ ብር 122 ሚሊየን ገንዘብ ንሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣረኪቡ። ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዓቢዪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ዝተሓዘሉ ብሕታዊ መገዲ ዴሞክራሲያዊን ሰላማዊን መረፃ ጥራሕ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ዝተሓዘሉ ብሕታዊ መገዲ ዴሞክራሲያዊን ሰላማዊን መረፃ ጥራሕ ከምዝኾነ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልላት፣ ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ብሄራዊ ቦርድ መረፃን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሰርሑሉ ኩነታት ኣመልኪቶም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ኣለማየሁ ተገኑ ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ተዋፊሮም መዋእለ ንዋዮም ኣብ ኢትዮጵያ ዘፍስሱሉ ኩነታት ኣመልኪቶም ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ሴንት ፒተርስበርግ ብምትሕብባር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን እቲ ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ ከይዲ ጎስጓ መረፃ ኣመልኪቱ ኣጠቓቕማ መራኸቢ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ቦርድ መረፃን ኣብ መረፃ 2013 ዓ.ም ክሳብ ሕዚ ዘሎ ከይዲኣጠቓቕማ መራኸቢ ሓፋሽ ጎስጓስ መረፃ ፓረቲታት ፖለቲካ ኣመልኪቶም ንዘተ ኣቕሪቦም። እቲ ድረኽ ዘተ ድልድል ዝተገበረሉ መጠን ኣጠቓቕማ ጎስጓስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቅልውላው ቻድን ሶማሊያን ኣድሂቡ ክዝቲ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቅልውላው ቻድን ሶማሊያን ኣድሂቡ ክዝቲ ኢዩ ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት ቻድ እድሪስ ዴቢ ምስ ሞቱ ጦር ሓይሊ እታ ሃገር ወዶም ንኽወርስ ዝሃቦ ስልጣን ተቓወምቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ቻድ ምስተቓወሙ ኢዩ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ምስ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ ተራኺቡ – ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ምስ ብሄራዊ ቋት (ግሪድ) ሓይሊ ናይ ምርኻብ ስራሕ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተሰርሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ጣቢያ ምስ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ (ግሪድ) ዝራኸበሉ መስመር ብምቁራፁ ንኣዋርሕ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ እትገብሮ ሰብዓዊ ደገፍ አጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ጊታ ፓሲ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ እትገብሮ ሰብዓዊ ደገፍ አጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብላ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ገሊፀን። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣልጀሪያን ደቡብ ሱዳንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣልጀሪያን ደቡብ ሱዳንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ ምስ ኣምባሳደር ኣልጀሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ራቻድ ቢሎንስ ተዛቲዮም። ኣይተ ታገሰ ርክብ ክልቲአን ሃገራት…
ስፓርት ኢንተርናሽናል ዋና ዳይና ባምላክ ተሰማ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝግበሩ ውድድራት ኩዕሶ እግሪ ክመርሕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንተርናሽናል ዋና ዳይና ባምላክ ተሰማ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝግበሩ ውድድራት ኩዕሶ እግሪ ከምዝመርሕ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ብዳኝነት ኩዕሶ እግሪ ቶኪዮ ኦሎምፒክ በቲ ዋና ዳይና ከትውከል ኢያ ኢሉ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 800 ኩባንያታት ቻይና ኣብ ታኒዛኒያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)800 ኩባንያታት ቻይና ኣብ ታኒዛኒያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ቻይና ምስ ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ሳሚያ ሱሉሁ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዩ ነዚ ዝገለፁ ተባሂሉ። መነገስቲ…