ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩስያ 10 ዲፕሎማት ኣሜሪካ ካብ ሃገራ ንክወፅኡ ኣዚዛ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ብሓሙስ ዘንበረትላ እገዳ ስዒቡ ሩሲያ 10 ኣመሪካውያን ዲፕሎማት ካብ ሃገራ ነክወፅኡ ኣዚዛ። ብተወሳኺ ሸምንተ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ኣብ ፀሊም መዝገብ ከምዘስፈረት ተሓቢሩ። ካብቶም ናብ ሩስያ ከይኣትው ተኣጊዶም ዘለው ሰብ መዚ ኣሜሪካ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መርበብ ደሕንነትን ብልዕሊ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዘህነፆ ቤት ዕዮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መርበብ ደሕንነትን ብልዕሊ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዘህነፆ ቤት ዕዮ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ወሎ ሰፈር ዝተሃነፀ እቲ ቤት ዕዮ፥ በዓል 14ን 17 ደብሪታ ዝሓዙ ሓሙሸተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ 150 ዜጋታት ብጥምየት ሞይቶም ብዝብል ዝውዛዕ ዘሎ ወ ሓሶት ኢዩ ክብል ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 150 ዜጋታት ብጥምየት ሞይቶም ብዝብል ዝውዛዕ ዘሎ ወረ ሓሶት ኢዩ ክብል ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ መትኩ ካሳ ኣብ ትግራይ ዝቐርብ ዘሎ ሰብኣዊ ደገፍ ብዝተጠናኸረ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ማውሪን ኣቼንጌ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ፥ ዘይሕጋዊ ስደት ንምዕጋት ዓሊማ ኢትዮጵያ እትወስዶ ዘላ ስጉምቲ ብዝምልከትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን መንበሪ ኣባይቲ ፌዴራል ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ከተማ ንምቅላል ዝገብሮም ፃዕሪታት ዘሕጉሱ ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን መንበሪ ኣባይቲ ፌዴራል ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ከተማ ንምቅላል ዝገብሮም ፃዕሪታት ዘሕጉሱ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቲ ኮርፖሬሽን፥ ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ሰለስተ ሄክታር መሬት ዝዓረፉ ኣብ 16 ህንፃታት…
ስፓርት ኣብ ፀወታ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሰበታ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብቲ ፀወታ ሱራፌል ኣወል ኣብ መበል 32 ደቒቕ ዘመዝገባ ሽቶ ጅማ ኣባ ጅፋር መሪሕ ኮይና ትንበር እምበር፥ ኦሲይ ማውሊ ድሕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳይሬከተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬከተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዶክተር ማትሺድሶ ሞኤቲ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲየን። ውድብ ጥዕና ዓለም ሓገዝ መከላኸሊ ኮቪድ-19 ሓዊሱ ነቲ ክልል ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስ መሓዙት ኣካላት እናሰርሐ ከምዝርከብ እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 554 ዜጋታት ካብ ቤሩትን ስዑድ ዓረብን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)554 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ቤሩትን ስዑድ ዓረብን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ቤሩት ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎምን ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ብዘይመቕፃዐቲ ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቤሩት ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ልዕሊ 5 ሚሊየን ተወሰኽቲ ክታበታት ንምርካብ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 5 ሚሊየን ተወሰኽቲ ክታበታት ንምርካብ ምስ ሕብረት ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ትካላትን እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሃበኦ መግለፂ፥ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 430 ሺሕ ሰባት ክታበት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ናይ ሽም ለውጢ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስያመ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ናብ “በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ” ተቐይሩ። ሓዱሽ ኣዋጅ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብነጋሪት ጋዜጣ ተሓቲሙ ኣብ ስራሕ ውዒሉ ኣሎ፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ስራሕ ዝነበረ ኣዋጅ ኣገልግሎት…