ሱዳን ዶብ ኢትዮጵያ ብምውራር ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ንሓደጋ ኣሳጢሓ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቦ መንበር ኢጋድ ሱዳን ዶብ ኢትዮጵያ ብምውራር ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ንሓደጋ ኣብ ዘሳጥሕ ተግባር ምውፋር ዘሕዝን ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ሱዳን ኣቦ መንበር ኢጋድ እኳ እንተኾነት መሬት ኢትዮጵያ ወሪራ፣…