Fana: At a Speed of Life!

ንላዕለዎት ፖሊስ መኮንናት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ስልጠና ይሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንላዕለዎት ፖሊስ መኮንናት ተጠባበቕቲ ሓይሊ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ምውፋር ቅድመ ምኽባር ሰላም ዘድሃበ ስልጠና ይሃብ ኣሎ። ኣብቲ ስልጠና ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ዩጋንዳ፣ ኮሞሮስ፣ ጅቡቲ፣ ሶማሊያ፣ ኬኒያን ብሩንዲን ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት…

መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ናይ ባዕሎም ግደ ከምዝዋፅኡ ማሕበረሰብ ትካላት ሲቪል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ናይ ባዕሎም ግደ ከምዝዋፅኡ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት እናሰርሑ ዝርከቡ ትካላት ማሕበረሰብ ሲቪል ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ክልላት ደቡብን ሲዳማን ዝርከቡ ኣመራርሓታትን ኣባላትን…

ልዕሊ 800 ጠያይቲ ኣብ ውሽጢ ምሸላ ባሕሪ ሓቢኡ እናዘዋወረ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ልዕሊ 800 ጠያይቲ ኣብ ውሽጢ ምሸላ ባሕሪ ሓቢኡ እናዘዋወረ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። እቲ ውልቀ ሰብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 7 ፍሉይ ሽሙ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን። እተን ተወካሊት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመሩ ምምሕያሻት ንምሕጋዝ ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት ቆራፅነት ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም፡፡ ደቂ…

ፕሬዘዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ማናጀር ካናል ፕላስ ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዘዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢንዱስትሪ ቴሌቪዥን ኣብ ቀድሚት ምስ ዝስራዕ ግሩፕ ካናል ፕላስ ማናጀር ኣፍሪካ ተዛቲየን። ኣብ ዘፈር መዘናግዒ ቴሌቪዥን ልዑል መዋእለ ንዋይ ብምፍሳስን ፅቡቓት ዝበሃሉ ዘህድሱን መምሀርቲን መደባት ብምቕራብ ውሩይ…

ኣብ ወርሒ መጋቢት ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ቡን ልዕሊ 107 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወርሒ መጋቢት ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ቡን ልዕሊ 107 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣታዊ፥ ኣብዚ ወርሒ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ካብ ዝተለኣኸ 27 ሺሕን 200 ቶን ቡን…

ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ሁዋዌይን ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ፌዴሪኢን ኣብ ምቕራብ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ዝፍለጥ ኩባኒያ ሁዋዌይን ኣብ ክእለት ኣይ ሲቲን ስነ-ምህዳርን ንምልማዕ ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም። እቲ ስነ-ምህዳር ተምሃሮን ሰብ ሞያታትን ብብርኪ ዓለም መረጋገፂ ኣፍልጦ…

ሶማሊያ 200 ሺሕ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገርረ ሶማሊያ 200 ሺሕ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ካብ ቻይና ተረኪባ። ሲኖፋርማ ዝተብሃለ እቲ ክታበት ሚኒስትር ጥዕና ሶማሊያ ፋውዝያ ኣቢካር ካብ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ሶማሊያ ኪን ጂያን ተረኪቦምዎ፡፡ ሶማሊያ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኮቫክስ ካብ…

መበል 1442 ፆም ረመዳን ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 1442 ፆም ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅምር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስምና ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ ህዝም ሙስሊም ብፆምን ፀሎትን ዘሕልፎ ወርሒ ረመዳን ፅባሕ ዝጅምር ሎሚ መዓልቲ ወርሒ…

ሓደ ኒኩለራዊ ማእኸል ኢራን ናታንዝ ውዲታዊ መጥቃዕቲ ከም ዘጋጠሞ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ማእኸል ኒኩሌር ኢራን ሓድሽ መሳርሒ ምብልፃግ ዩራንየም ከም ዘማዕበለ ድሕሪ ምግላፁ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ብውዲት ከም ዝተሃርመ ላዕለዋይ በዓል-መዚ ኒኩለር እታ ሃገር ሓቢሩ። ዓሊ ኣክባር ሳልሕ ብድሕሪ እቲ ግብረሽበራዊ ዝበሎ መጥቃዕቲ መን ከም…