ጀንታ ህወሓት ኣብ ዞባ ፈንታ ረሱ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰበኽ ሳግም ብዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ደገፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጀንታ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ፈንታ ረሱ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰበኽ ሳግም ብዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ጉድኣት ንዝበፅሖምን ኣብ ሆስፒታል ዱብቲ ሕክምንኦም ዝከታተሉ ዘለዉን ዜጋታት ናይ ምግብን ኣልባሳትን ደገፍ ተገይሩ።
ሓላፊት ቢሮ ህፃናትን ደቂ…