ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሓዱሽ ዓመት ኣብ ግንባር ወሎ ምስ ሓይሊታት ፀጥታ የኽብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሓዱሽ ዓመት ኣብ ግንባር ወሎ ምስ ሓይሊታት ፀጥታ የኽብሩ ኣለዉ።
ነበርቲ ዘባ ደቡብ ወሎን ከተማ ደሴን ኣብ ግምባር ወሎ ምስ ዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍእይ ሓይሊ ኣምሓራን…