ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽ ዓመት ናይ ሰላምን ምዕባለንይኹነልኩም-ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንመሳርሕተይን እቲ በዓል ንዘኽብሩን ሓደሽ ዓመት ናይ ሰላምን ምዕባለን ይኹነልኩም ክብሉ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህመት ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። እቶም ኣበ መንበር ኣብ ትዊተር ገፆም፥ ሓደሽ ዓመት ናይ ሰላምን ምዕባለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ titleሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ሰላም እትኾነሉን ሰናይ ነገራት እንሰምዐሉን ንክኸውን ንምነ-ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ሰላም እትኾነሉን ሰናይ ነገራት እንሰምዐሉን ንክኸውን ንምነ ክብሉ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም። ኣብ ኣፍሪካ ሕብረትን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ምክትል ቀዋሚ መልእኽተኛ ኣምባሳደር ኢኖሰንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝሓፍሶ ዓወት ህዝቢ ወሎ ኣብ ግንባር ተሰሊፉ ዝገበረ ቃልሲ ኣብ ታሪክ ክዝከር ኢዩ-ኣየተ ብንልፍ ኣንዷለም Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝሓፍሶ ዓወት ህዝቢ ወሎ ኣብ ግንባር ተሰሊፉ ዝገበረ ቃልሲ ኣብ ታሪክ ክዝከር ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣየተ ብንልፍ ኣንዷለም ገሊፀም። ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከምዝበልዎ ፥ ኣረጊት ዓመት ኣብ ፈተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝተፅዓኖ ተልእኾ ፀዓዱ እንተይፈፀመ ኣተሓሳስብኡ ሓዊስና ካብ ኢትዮጵያ እነጥፈአሉ ጊዘ ኢዩ-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት ምስ ጀጋኑ ካብ ምሕላፍ ዝበለፀ ሓጎስ የለን-ወ/ሮ ኣዳነች ኣበቤ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዱሽ ዓመት ምስ ጀጋኑ ካብ ምሕላፍ ዝበለፀ ሓጎስ የለን ኢለን። እተን ምክትል ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን፥ ሓዱሽ ዓመት ምስ ጀጋኑ ካብ ምሕላፍ ዝበለፀ ሓጎስ የለን ክ ብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብዚ ሐዚ እዋን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ጥራሕ ዘይኮነስ እኾነ ይኹን ሃገራዊ ግዴታ ንምፍፃም ኣብ ዘኽእል ቁመና ኢዩ… Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብዚ ሐዚ እዋን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ጥራሕ ዘይኮነስ እኾነ ይኹን ሃገራዊ ግዴታ ንምፍፃም ኣብ ዘኽእል ቁመና ኢዩ ዘሎ ክብሉ ሜጄር ጄኔራል ክንዱ ገዙ። ዞባ ደቡብ ወሎ በዓል ምስ ጀግና ሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወረዳ መቄት ካብ ግብረ ራዕዲ ገጅለ ነፃ ወፂኣ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወረዳ መቄት ካብ ግብረ ራዕዲ ገጅለ ነፃ ወፂኣ። ኣብ ምድምሳስ ዝተረፈ ተረፍ መረፍ እቲ ጉጅለ ትህነግ ኣብ ደብረ ዘቢጥ፣ ኣግሪት፣ ፍላቂትን ገረገራን ተለቒሙ እተን ከተማታት ስሩዕ ምንቅስቓሰን ከምዝጀመራ ተገሊፁ። ጉጅለ ረዕዲ ወራሪ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መላእ ሰራዊትና ኣብ ኣድላዪት ሰዓት ንሃገርኩም ደው ብምባልኩም ሃገርኩም እውን ንኣኻትኩም ደው ክትብል ኢያ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መላእ ሰራዊትና ኣብ ኣድላዪት ሰዓት ንሃገርኩም ደው ብምባልኩም ሃገርኩም እውን ንኣኻትኩም ደው ክትብል ኢያ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቲውተር ገፆም፥ ካብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንጀግና ሰራዊትና ርሑስ ሓዱሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ዓወት ኣብ ዘመዝገብናሉ ትሕቲ ጎቦ ውቅን ሓዱሽ ዓመት ምኽባርና ፍሉይ ትርጉም ዘለዎ ኢዩ-ጀነራል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ዓወት ኣብ ዘመዝገብናሉ ትሕቲ ጎቦ ውቅን ሓዱሽ ዓመት ምኽባርና ፍሉይ ትርጉም ዘለዎ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዠር ሹም ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንምድሓን ኢዩ እንዋጋእ ዝበሉ እቶም ኢታማዦር ሹሙ፥ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ብምውቃዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀግንነት ሰራዊት ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ንፀላኢ ዘደንገፀ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Sep 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጀግንነት ሰራዊት ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ንፀላኢ ዘደንገፀ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦርን ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣቢየ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ኣብ ምዕራብ እዚ ማይ ፀብሪ ግንባር ምስ ሃገር…