Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምውፋይ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምውፋይ ቃል ኣቲዮም። ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ልዕሊ 1 ሺሕን 400 ላዕለዎት ኣመራርሓ ንተኸታታሊ ሰለስተ መዓልታት ኣብ…

ተወሳኺ ሓገዝ ዝፀዓና 63 ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ተወሳኺ ሓገዝ ዝፀዓና 63 ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ከመዝኣተያ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። እቲ ቁፅሪ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ሓገዝ ብምፅዓን ናብቲ ከተማ ምስ ዝኣተዋ ተሽከርከር እንትድመር 220 በፂሑ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ሕብረት ኣፍሪካ 220 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ንኣባል ሃገራት ምክፍፋል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ 220 ሚሊየን ዶዝ ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ክታበት ኮቪድ 19 ንኣባል ሃገራት ምክፍፋል ጀሚሩ። ኣብ ቀፃሊ እውን እቲ ሕብረት ተወሳኺ 180 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ናይ ምክፍፋል ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ። እቲ ምክፍፋል ዕላዊ…

ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍሪያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዘኽእል መምርሒ መመሓየሺ ቀረፅን ታክስን ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍሪያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዘኽእል መምርሒ መመሓየሺ ቀረፅን ታክስን ዕላዊ ተገይሩ። እቲ መምርሒ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር እቶት፣ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ከምኡውን ኮሚሽን ጉምሩክ ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት…

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ኣወፊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ኣወፊዮም። እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ብምቕባል ናይ ሓደ ወርሓ መሃየኦም ካብ ምውፋይ ብተወሳኺ…

ኩሉ ዜጋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንክድግፍ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሉ ዜጋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንክድግፍ ንሰራዊት ደገፍ ንምትእኽኻብ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል ሓፂር መልእኽቲ ዝለኣኸሉ 6800 ቁፅሪ መተኣኻኸቢ ገንዘብ ዕላዊ ተገይሩ። እቲ ዕላዊ…

ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ጭካነ ዝተመልኦ ግፍዒ እንተብፅሕ ኣብ ውሽጢ ሰራዊት ብምዃን ዕላማ እቲ ጉጅለ እንትድግፉ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊ ወተሃደራዊ ቤት ፍርዲ እዚ ምዕራብ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ጭካነ ዝተመልኦ ግፍዒ እንተብፅሕ ኣብ ውሽጢ ሰራዊት ብምዃን ዕላማ እቲ ጉጅለ እንትድግፉ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ኣባላት ክሲ ብምምስራት ሕጋዊ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ። እቲ…

ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምሃብ ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምሃብ ወሲኖም። እቶም ሰራሕተኛታት ንዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ብምሃብን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምድጋፍን ዓሊሞም ኢዩ እቲ ናይ ሓደ ወርሒ መሃያ…

ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መበርሂ ይህብ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾኑ ኣምባሳደራትን ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብን ተረኺቦም። እቲ መብርሂ ብዋናነት ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት…

ሚኒስቴር ምክልኻል ሕብረተሰብ ካብ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ሓበሬታታት ንክቑጠብ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሕብረተሰብ ካብ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ሓበሬታታት ንክቑጠብ ፃውዒት ኣቕረቡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኮሎኔል ጌትነት አዳነ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ንምድሓን ዝግበር ዘሎ ወፍሪ ህልውና ተጠናኺሩ…