Fana: At a Speed of Life!

ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝገበሮ ትንኮሳ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝገበሮ ትንኮሳ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ገሊፁ። ፕሬስ ሴክሬታሪያት እቲ ቤት ፅሕፈትን ሓላፊት ዓለም ለኻዊ ርክብን ዓውዲ ሚዲያን ቢለኔ ስዩም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂበን።…

ጥረት ኮርፖሬት ንሓይሊታት ፀፅታ ኣምሓራ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ብገንዘብን ዓይነትን ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጥረት ኮርፖሬት ንሓይሊታት ፀፅታ ኣምሓራ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ብገንዘብን ዓይነትን ደገፍ ገይሩ። ብተወሳኺ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን እቲ ኮርፖሬት ኣብ ግምባር ብምስላፍን ደም ብምልጋስን ከምስርከቡ ተገልፁ። እቲ ድጋፍ ልዕሊ 4 ሺሕን 700…

ኣሜሪካ ልዕሊ 1 ነጥበ 2 ሚሊየን ዶዝ ተወሳኺ ክታበት ኮቪድ 19 ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ልዕሊ 1 ነጥበ 2 ሚሊየን ዶዝ ተወሳኺ ክታበት ኮቪድ 19 ደገፍ ገይራ። እቲ ደገፍ ኣብ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ  ንሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ወይዘሮ ሳህረላ ኣብዱላሂ ኣረኪበን፡፡ እቲ ክታበት “ጆንሰን ኤንድ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ጭናክሰን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ከምዝሓለፈ ፖሊስ እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 5 ቅድሚ ቀትሪ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ካብ ቆቦ ቀበሌ ናብ ጭናክሰን ከተማ 29 ሰባትን እኽሊን…

ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ምእመናን ፆመ ፍልሰታ ንሃገር ሰላም ብምፅላይ ንከሕልፎ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

አዲስ አበባ፤ ሐምሌ 29፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ቀዳማዊ፥ ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፆመ ፍልሰታ ንዝተፀገሙ ብምሕጋዝን ንሃገር ሰላምን…

ሱዳን 1 ሺሕ ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንክትሸጠላ ንኢትዮጵያ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ ፣  29 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን 1 ሺሕ ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንክትሸጠላ ንኢትዮጵያ ሓቲታ። ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬት ፕላኒንግ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ  ኣይተ ኣንዱዓለም ሲዓ፥ ሱዳን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ኢትዮጵያ ሓይሊ ንምግዛእ ድልየት ከምዘለወን…

ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ልዕሊ 200 ሺሕ ዜጋታት ተመዛቢሎም-ሚኒስቴርጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ልዕሊ 200 ሺሕ ዜጋታት ተመዛቢሎም ከብል ሚኒስቴርጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ንክልገስ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣  29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ንክልገስ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሰራዊትና ደም ንለግስ፣ መንበሪ ኣባይቲ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ነሐደስ…

ግደ ኣብ ተፋሰስ ኣባይ ዝርከባ ዩንቨርስቲታት ዘድሃበ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) "ሓደ ትልሚ ሓደ ፀብፃብ፣ ንዝተዋደደ ተፋሰስ ኣባይ" በዝብል መሪሕ ሓሳብ ግደ ኣብ ተፋሰስ ኣባይ ዝርከባ 10 ዩንቨርስቲታት ዘድሃበ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ…

ኢትዮጵያ ከም ዩጎዝላቪያ ክትብተን ኢያ ዝብሉ ኣካላት ሓሳቦም ዝተሰሓሓተ ኢዩ-ቲቦር ናዢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ዩጎዝላቪያ ክትብተን ኢያ ዝብሉ ኣካላት ሓሳቦም ዝተሰሓሓተ ኢዩ ክብሉ ነበር ምክትል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣሜሪካ ቲቦር ናዢ ገሊፆም። ቲቦር ናዢ ኣብ ትዊተር ገፅ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ከም ዩጎዝላቪያ…