ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ድሬዳዋ ምፍናው ተይሩሎም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ድሬዳዋ ምፍናው ተይሩሎም። ተግባር ምፍራስ ሃገር ኣሸባሪ ህወሓት ንምክልኻልን ንምምካንን ንሃገረይ ክወፍር ኢየ ብምባል ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕዋስ ዝወሰኑ መናእሰይ ድሬዳዋ ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን 100 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ መዓልቲ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን 100 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ተኣኪቡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍፁም ኣረጋ ኣብ ምሕበራዊ ሚዲየኦም ሓዱሽ ታሪክ ተፃሒፉ ክብሉ ገሊፆም። ዲያስፖራ ንግድብ ህዳሰ ብዝገብሮ ዘሎ ደገፍ አመስጊኖም።…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ 3000 ሜትሮ መሰናክል መቅደስ ኣበበን ዘርፌ ወንድማገኝን ንፍፃመ ውድድር ሓሊፈን Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኬዮ 2020 ኦሎምፒክ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ 3000 ሜትሮ መሰናክል መቅደስ ኣበበን ዘርፌ ወንድማገኝን ንፍፃመ ውድድር ሓሊፈን። መፃረይ ዝሓለፋ ክልቲአን ኣትሌታት መፃኢ ዕለተ ረቡዕ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍፃመ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ወፍሪ ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ወፍሪ ኣምሪሖም። ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምብእታን ዝኸፈቶ ኩይናት ንምምካትን ሉእላውነት ሃገር ንምሕላውን ካብ ዝተፈለለዩ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ፃውዒት ክተት ብምቕባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ማእሰርቲ ኬኒያ ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ማእሰርቲ ኬኒያ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ናይሮቢ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጣቢያታት ፖሊስ ካቱንዱ፣ ኪያምቡ፣ ቲካ፣ ጊጊሪ፣ጁጃን ሩይሩን ተኣሲሮም ዝነበሩ 117 ዜጋታት ምስ ቢሮ ምርመራ…
ስፓርት ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 10 ሺሕ ሜትሮ ተዓወትቲ ንዝኾኑ ኣትሌታት ስነ ስርዓት ሽልማት ሜዳሊያ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 10 ሺሕ ሜትሮ ተዓወትቲ ንዝኾኑ ኣትሌታት ስነ ስርዓት ሽልማት ሜዳሊያ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ነተ ውድድር ብ27 ደቒቓ 43 ሰከንድን 22 ማይክሮ ሰከንድን ዝዛዘመ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ንኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህጊ ምፍራስ ሃገር ጉጅለ ኣሸባሪ ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኢትዮጵያውያን ክውቃዕ ኢዩ-ደቂ ኣኒስቲዮ ክልል ዓፋር Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህጊ ምፍራስ ሃገር ጉጅለ ኣሸባሪ ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኢትዮጵያውያን ክውቃዕ ኢዩ ክብላ ደቂ ኣኒስቲዮ ክልል ዓፋር ገሊፀን። ካብቲ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ዝተውፃእፅኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ከተማ ሳማራ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይደን። እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሲዳማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ 45 ሚሊየን ብር ብዓይነትን ብርን ደገፍ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ 45 ሚሊየን በር ግምት ዘለዎ ብዓይነትን ብርን ደገፍ ገይራ። ዳይሬክተር ዋና ዳይሬክቶሬት ዋና መምርሒ ፋይናንስ ስራ ኣመራርሓ ሕብረት ሎጀስቲክስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብ/ጀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐተሉ ኣባላት ጊዚያዊ ምምሕዳር ዝዝክር ሽምዓ ምብራህ ስነስርዓት ሎሚ ክካየድ እዩ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐተሉ ልዕሊ 100 ኣባላት ጊዚያዊ ምምሕዳር ዝዝክር ሽምዓ ምብራህ ስነስርዓት ሎሚ ንጉሆ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ተኻይዱ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ትግራይ ድሕሪ ምውፅኡ ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ኣሸባሪ ህወሓት ዝውሰድ ስጉምቲ ብምድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ኣሸባሪ ህወሓት ዘውሰድ ስጉምቲ ብምድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ካርቱም ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ፥ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝግበር ፅዕንቶን ኢድ ኣእታውነትን ወፃኢ ኣጥቢቕና ነውገዝ…