ፋይናንሺያል ታይምስ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ሒዙዎ ዝወፅአ ፀብፃብ ሚዛናውነቱ ናብ ህወሓት ዘዘንበለ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፋይናንሺያል ታይምስ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ሒዙዎ ዝወፅአ ፀብፃብ ኣሸባሪ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መጥቃዕቲ ብምብፃሕ ፃሕታሪ ከምዝኾነ ዘየርእይ፣ ደው ምባል ተኹሲ ብምጥሓስ ህፃናት እንተይተረፈ ናብ ኲናት…