Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ  ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕዋታ ናይ እንኳዕ ደስ በለና  መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “እናት ኢትዮጵያ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ ግዜን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ውሕመ ካብ 1984 ዓ.ም . ፈ. ጀሚሩ…

ኣባላት እዚ ምዕራብ ንህወሓት ግብኣተ መሬት ንምእታው ኣብ ኣተኣማማኒ ቁመና ይርከብ-ሜ/ጀ መሰለ መሰረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ሜጀር ጀኔራል መሰለ መሰረት፥ ኣባላት እዚ ምዕራብ ንህወሓት ግብኣተ መሬት ንምእታው ኣብ ኣተኣማማኒ ቁመና ይርከብ ኢሎም። ሜጀር ጀኔራል መሰለ፥ ናብ እዚ ምዕራብ ዝተሓወሱ መሰረታዊ ወታደራት ኣቀባበላ ኣብ ዝተገበረሎም እዋን…

ኮ/ር ደራርቱ ቱሉ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክሰ ኢትዮጵያ ኮማንደር ደራርቱ ቱሉ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ  ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕዋታ ናይ እንኳዕ ደስ በለና  መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፈን። ኮማንደር ደራርቱ ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ  ናይ መጀመሪያ ወርቂ ብምዕዋታ እንኳዕ ደስ በለና-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ  ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕዋታ እንኳዕ ደስ በለና ክብሉ መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም። ኣብቲ ዝተገበረ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ሰለሞን ባረጋ ንኢትዮጵያ…

ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ  ናይ መጀመሪያ ወርቂ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ  ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ። ኣብቲ ዝተገበረ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ሰለሞን ባረጋ ንኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ኣምፂኡ። ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ነቲ ርሕቐት ብ27 ደቒቓ 43…

ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲየን 

አዲስ አበባ፣ ሃምሌ 23፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምክትል ፀሓፊ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣተሓባባሪ ሓገዝ ህፁፅ ግዜን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ፀፅታዊን ሰብኣዊ ሓገዝን ብዝመልከት ምልዛቦም ተገሊፁ።…

ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛ መንግስቲን ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛ መንግስቲን ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ደም ለጊሶም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ኣይተ ኢስሃቅ ኣብዱልቃድር÷ ሃገር ንምድሓን ንዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ከም ክልል ዝተፈላለዩ…

ኣብ መፃረዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ መፃረዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍፃመ ሓሊፈን። ኣብ ናይ መጀመሪያ ምድብ ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ሳልሰይቲ፣ እጅጋየሁ ታዬ ድማ ራብዐይቲ ብምዃን ውድድረን ዛዚመን። ኣብ ካልኣይ ምድብ…

ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ክልል ሲዳማ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ክልል ሲዳማ ምፍናው ተገይሩሎም። ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕዋስ ፍቓደኛታት ንዝኾኑ ልዕሊ 4 ሺሕ መናእሰይ ኢዩ ምፍናው ተገይሩሎም። ብተወሳኺ መንግስቲ እቲ ክልል ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥  …