ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማይ ግድብ ህዳሰ ዝዓርፈሉ ካልኣይ ዙር 4 ሺሕን 854 ሄክታር ምንጠራ ደኒ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ማይ ዘዓርፈሉ ቦታ ካልኣይ ዙር 4 ሺሕን 854 ሄክታር ምንጠራ ደኒ ከምዝካየድ ኤጀንሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ቴክኒክን ሞያን ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ኣሽር ኣብዱራሂም፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ተምሃሮ ልዕሊ 350 ነጥቢ ኣምፂኦም Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2012 ዓ.ም ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ተምሃሮ ልዕሊ 350 ነጥቢ ከምዘምፅኡ ተገሊፁ። ኤጀንሲ ሃገር ለኸ ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ፥ ውፅት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቡ። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ግምባር ሓድነት ናፅነት ኦሮሞን ቦርድ ምርጫን እንትረአ ዝፀንሐ ክትዕ ቤት ፍርዲ ውሳነ ተዋሂቡዎ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንጎ ግምባር ሓድነት ናፅነት ኦሮሞን ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያን እንትረአ ዝፀንሐ ክትዕ ቤት ፍርዲ ውሳነ ተዋሂቡዎ። እቲ ውሳነ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መበል ካልኣይ መጋባእያ ጉዳያት ምርጫ እንትኸውን፥ ብወገን ቦርድ ምርጫ እቲ…
ኮሮናቫይረስ ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ጥዕናን ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራልን ዕለተ ቀዳም ብመሰረት ዝሃብዎ ጋዜጣወዊ መግለፂ፥ ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ኣብ ልዕሊ ምንቅስቓስን ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምሻይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልማታዊ ሴፍቲኔት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልማታዊ ሴፍቲኔት ዕላዊ ኮይኑ። ብብርኪ ሃገር ኣብ ልዕሊ 408 ወረዳታት ዝነብሩ ለዕሊ 8 ሚሊየን ዜጋታት በልምዓታዊ ሴፍቲኔት ተረባሕቲ ኢዮም። እቲ ፕሮግራም ድኽነት ብምቕናስን ውሕስነት ምግቢ ብምርግጋፅን ብመንፅር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ወይ ፅባሕ ዕላዊ ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ 20 ጋቢት፣ 2013 ዓም (ኤፍቢሲ)ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ወይ ፅባሕ ዕላዊ ከምዝግበር ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እርማት ፈተና ስለ ዝተዛዘመ ውፅኢቱ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ፅንሰ ሓሳብ ፌዴራሊዝን ዘድሃበ ስልጠና ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ክሊ ፅንሰ ሓሳብ ፌዴራሊዝን ዘድሃበ ስልጠና ኣብ ጅግጅጋ ይህብ ኣሎ። እቲ ስልጠና 18 ክሳብ 20 መጋቢት ዝወሃብ ዘሎ እንትኸውን፥ በቢበርኩ ንዘለዉ ኣመራርሓ ናይ ኣሰልጠንቲ ስልጠና ኢዩ ዝወሃብ ዘሎ ኢዩ ተባሂሉ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ተዓዚበን Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበበ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እታ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። እቶም ኣመራርሓታት ኣገልግሎት እናተፀበዩ ዝርከቡ ነበርቲ፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 400 ሜትሮ ዝንውሓታ መትረብ ስዊዝ ን1 ሰሙን ዓፂያ ዝነበረት መርከብ ምንቅስቓስ ጀሚራ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መትረብ ስዊዝ ንሓደ ሰሙን ዓፂያ ዝነበረት ዘ ኤቨር ጊቨን ዝተብሃለት ዓባይ መርከብ ምንቅስቓስ ምጅማራ ተሓቢሩ። 400 ሜትሮ ዝንውሓታ ከምዘለዋ ዝተገለፀት ፀዓኒት ኣቑሑት ዓባይ መርከበብ፥ ካብ ዝነበረትሉ ኩነታት 80 ሚኢታዊ ተመዓራሪያ ምንቅስቓስ…
ስፓርት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣፍሪካ ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኦሎምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ባርሴሎና በዓልቲ ዋና ፈላማይ መዳሊያ ወርቂ ባለቤት ንዝኾነት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብቲ ስነ ስርዓት…