Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኤርትራን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጅማር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኤርትራን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዳግም ንምጅማር ምስምዕምዐን ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ተዛሪቦም። ቀዳማይ  ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኤረትራ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣዲስ…

መንግስቲ ኤርትራ ወትሃደራቱ ካብ ዶብ ኢትዮጵያ ንምውፃእ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኤርትራ ወትሃደራቱ ካብ ዶብ ኢትዮጵያ ንምውፃእ ተስማዕሚዑ። ኣብ ኤርትራ ዑደት እናገረበሩ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበሩዎ ልዝብ ኢዮም ኣብ ስምምዕነት በፂሖም ዘላዉ። ብምዃኑ…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ዕለተ ሰንበት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣፍሪካ ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኦሎምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ባርሴሎና በዓልቲ ዋና ፈላማይ  መዳሊያ ወርቂ  ባለቤት ንዝኾነት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ዕለተ ሰንበት ክካየድ ኢዩ። ካብ ዝተፈላለዩ…

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስብኣዊ መሰል ውሕመን ኣብ ትግራይ ምርመራታት ብሓባር ንምክያድ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ኣብ ትግራይ ኣሎ ዝበሃል ሰብኣዊ ግህሰት ብሓባር ምርመራታት ንምክያድ ተስማዕሚዖም። ክልቲኦም ትካላት ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ ጉዳይ ዘድሃበ ናይ ሓባር…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣስመራ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣውን ቀጠናውን ዛዕባታት ብምድሃብ ክዛዩ ኢዮም ተባሂሉ። ብቀዳማይ…

ሚኒስቴር እቶት ልዕሊ ብር 900 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ብዓይነት ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት 16፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ልዕሊ ብር 900 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ብዓይነት ኣበርኪቱ። እቲ ሚኒስቴር፥ “ሃፍቲ ህዝቢ ንህዝቢ፤ ንወገን ዝበፅሕ ኢዩ” ዝብል መርህ ተኸቲሉ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ…

መፍረይቲ ትካላት ዘጋጥሙዎም ፀገም ቀረብ ሓይሊ ንምፍታሕ ዝሕግዝ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣገግሎት  ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መፍረይቲ ትካላት ዘጋጥሙዎም ፀገም ቀረብ ሓይሊ ንምፍታሕ ዝሕግዝ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ ተካ ገብረየሱስ፥ ቅድም ሕዚ ኣብ ትካላት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ንግዲ ሕጊ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ንግዲ ሕጊ ኣፅዲቑ። እቲ ኣዋጅ ን62 ዓመታት ኣብ ስራሕ ዝነበረ እንትኸውን፥ ካብ 1979 ዓ.ም ጀሚሩ እናተመሓየሸ ዝመፅአ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ ኣዋጅ ዝነበሩ 825 ዓንቀፃት ከምዝተመሓየሹ ተገሊፁ። እቲ…

ከይዲ ጉምሩኽ እንተይሓለዉ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣቲዮም ካብ ዝተሸጡ ኣቑሑት ልዕሊ ብር 82 ሚሊየን ኣታዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወደብ ጉምሩኽ ሞጆ ከይዲ ስነ-ስርዓት እንተይሓለዉ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣቲዮም ካብ ዝተሸጡ ኣቑሑት ብር 82 ነጥቢ 2 ሚሊየን ታክሲን ቀረፆምን ኣታዊ ተገይሩ። ብጨረታ ካብ ሞንጎ ዝተኣገዱ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ጥረ ኣቑሑት ፋብሪካን እታወታት…

ልኡኽ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ሴናተር ክሪስ ኩንስ ኣብ ኢትዮጵያ ዓቢዪ ለውጢ ከምዝህሉ ኣመላኺቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኮይኖም ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም ዝነበሩ ሴናተር ክሪስ ኩንስ ኣብ ኢትዮጵያ ዓቢዪ ለውጢ ከምዝህሉ ዘመላኽቱ ኩነታት ምህላዎም ገሊፆም። ኣብ ትግራይ ክልል ዘሎ ጭቡጥ ኩነታት ብዝምልከት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኽዛጠዩ…