ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግደ ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዘፈር ቱሪዝም ብዝብል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዘፈር ቱሪዝም ብዝብል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ተሳቲፎም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ቱሪዝም ዝመፅኡ ሰብ ሞያታት፣ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ፍሉይ ቦታ ከምዝህብ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ፍሉይ ቦታ ከምዝህብ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ሽርክና ሕብረት ኣውሮፓ ዩታኧርፕላይነን ምስ ኮሚሽነር ምምሕዳር ቅልውላው እቲ ሕብረት ያኔስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ክልተ ባላስቲክ ሚሳኤል ናብ ባሕሪ ጃፖን ተኲሳ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮርያ ክልተ ባላስቲክ ሚሳኤል ናብ ባሕሪ ጃፓን ቶኵሳ ክብላ ኣመሪካን ጃፓንን ሓቢረን ከሲሰንኣ። እታ ሃገር ኣቐዲማ ዝኾነ ፈተነ ባላስቲክ ሚሳኤል ከይትገብር ብሕቡራት ሃገራት ምእጋዳ ይዝከር። ስለዝኾነ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ነቲ ብሰሜን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ መበገሲን መፍትሒ ሓሳባትን ምንሃር ናብራ ዘተኮረ ሃገራዊ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ክሊ መበገሲን መፍትሒ ሓሳባትን ምንሃር ናብራ ዘተኮረ ሃገራዊ መድረኽ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ መበገሲን መፍትሒ ሓሳባትን ምንሃር ናብራ ዘድሃቡ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ይቐርቡ ኣለዉ። ብምስክር ስናፍቅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ኣድሂቦም ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣምባሳደር ዶናልድ ቡዝ ዝተመርሐ ልኹ ተዛቲዮም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ጉዳይ ሰለስተኣዊ ድርደድር ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካን ሩሲያን ባህላዊ ርክበን ዳግም ብምህናፅ ሕውነተን ከጠናኽራ ይግባእ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካን ሩሲያን ባህላዊ ርክበን ዳግም ብምህናፅ ሕውነተን ከጠናኽራ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር “ባህሊ ሩሲያ ኣፍሪካ ዳግም ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ብኢንተርኔት ኣብ…
ስፓርት ብሄራዊ ኩዕሶ እግሪ ዋሊያ ኣብ ልዕሊ ማዳጋስካር 4 ንባዶ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምስ ማጋዳስካር ኣብ ዝገበሮ ፀወታ ምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ 4 ንባዶ ተዓዊቱ። ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ኣብ መበል 19 ደቒቓ ምስ መረበብ ማዳጋስካር ዝተራኸበት ፈላመይቲ ሸቶ ኣማኑኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 295 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)295 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ነጠብጣብ ንጥረ ነገር ብነፋሪት ብምንዛሕ ደበና ከምዘዝነበት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ሕፅረት ዝናብን ማይ ከርሰ ምድሪን ንምታሕ ጎዳጎዲ ካብ ምኹዓት ጀሚሩ ክሳብ ደበና ምዝናብ ዝበፅሕ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ከምዝጥቀማ ሚኒስቴር ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ደበና ምዝናብ ዝተለመደ ርካቦት ሳይንስ ምዃኑ ብምግላፅ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሙሉ ሰለሞን ንኣባላት ፓርላማ ጀርመን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂበን Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ሙሉ ሰለሞን ንኣባላት ኮሚቴ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ፓርላማ ጀርመን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂበን። እተን ኣምባሳደር ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…