Fana: At a Speed of Life!

ቦርድ መረፃ መመዝገቢ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ምክፍፋል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ቦርድ መረፃ መመዝገቢ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ምክፍፋል ምጅማሩ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ኩለን ክልላት መረፃ ምዝገባ ዝግበረሎም ናውቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ምጉዕዓዝ ጀሚሩ ኣሎ። ብመሰረት እዚ…

ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኮይኑ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት መጥቃዕቲ ዝፈፀመ ብሕጊ ክሕተት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣካይዱ። ኣብቲ ስሩዕ ጉባኤ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ እዋናዊ ኩነታት ሰላምን…

ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሕዚ እውን ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝነበረ ዓቕሚ ምትሓዝ እቲ ቫይረስን ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተሓዙ ሰባትን እናወሰኸ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን።…

ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ራብዓይ ኣደራዳሪ ኣካል ከኣቱ ዝቐርብ ሕቶ ትርጉም ዘይብሉ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ሰለስተኣዊ ድርድር ኣብ ዘይተዛዘመሉ እዋን ራብዓይ ኣደራዳሪ ኣካል ከኣቱ ዝቐርብ ሕቶ ትርጉም ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቐቓል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዘሃቡዎ መግለፂ፥…

ኢዜማ ማኒፌስቶ መረፅኡ ንህዝቢ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ማኒፌስቶ መረፅኡ ንህዝቢ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ማኒፌስቶ ንምድላው ንዘሓለፉ 2 ዓመታት ትኹረት ተገይሩ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ድሕንነት ሃገር ከምኡ እው ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ማሕበራዊን…

ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ማእኸላይ ፅዕንቶ ልቓሕ ናብ ዘለወን ሃገራት ናብ ምስራዕ ይስራሕ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ማእኸላይ ፅዕንቶ ልቓሕ ናብ ዘለወን ሃገራት ናብ ምስራዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ 2010 ዓ.ም ልዑል ፅዕንቶ ልቓሕ ካብ ዘለወን ሃገራት ተሰሪዓ ከምዝነበረት ዝገለፁ እቶም…

ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 32 ሚሊየን ዶላር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 32 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ሰምምዕነት ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ያስሚን ዎሃብረቢን ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ ዶንግ ሆ ኪምን ክታሞም…

ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ናይ ዘሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምንቅስቓስ ልምዓት መሰረት ዝገበረ ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ናይ ዘሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምንቅስቓስ ልምዓት መሰረት ዝገበረ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…

312 ዜጋታት  ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)312 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት  ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፍሪያቱ ንዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ምኽባር ሕጊ ንዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ስራሕ ደው ኣቢሉ ዝነበረ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፍሪያቱ ንዕዳጋ ምቕራብ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣየተ መላኩ ኣለበል ኣፍሊጦም። እዚ ድማ ንምምሕያሽ ዋጋ ስሚንቶ እወንታዊ ግደ ኣለዎ…