Fana: At a Speed of Life!

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ክልተ ተፃወትቲ ክፍሊ ምክልኻል ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃኢ ረቡዕ ምስ ማዳጋስካር መዘናኣ ክትፃወት ኢያ፡፡ እቲ ፀወታ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ እታ ሃገራዊት ጋንታ ንምጥንኻር…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ዳውንሲንድረም ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ዳውንሲንድረም (ዝሕታለ ዕቤት ኣእምሮ) ብብርኪ ዓለም ንመበል 10ይ ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 6ይ ግዘ ተኸቢሩ። እቲ መዓልቲ ካብ ደምበል ሲቲ ሴንተር ክሳብ ፋውንዴሽን ኣብ ዘሎ ቦታ ጉዕዞ እግሪ 1 ኪሎ ሜትሮ ብምግባር ኢዩ…

ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ፃዕሪ ይግበር ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ሕብረተሰብ ብምስታፍ ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርክ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ሕብረተሰብን ቱሪምን ኣይተ ታደሰ ይግዛው ከምዝገለፁዎ፥ ትማሊ ካብ ሰዓት 9 ጀሚሩ ኣብ…

ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም። ንሃገሮም ልኣላውነትን ሓድነትን ኣብ ጎኒ መንግስቲ ከምዝኾኑ እውን ገሊፆም። እቲ ሰልፊ፥ ''ንሃገርና …

ኮሚሸን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብስሩዕ ስልጠና ፖሊስ ሳይንስ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 100 ፖሊሳት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሸን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብስሩዕ ስልጠና ፖሊስ ሳይንስ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 100 ፖሊሳት ኣመሪቑ። እቶም ፖሊሳት ብሓሙሽተ ኣዋርሕ ብብቕዓት ኣካል፣ ቴኳንዶ፣ ኣድማ ብተና፣ ወተሃደራዊ ሰልፍን ምርመራ ገበንን ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ። ካብ…

ኣብ ልዕሊ 21 ኣባላት ኦነግ ሽኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ በዝተገበረ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ኣብ ልዕሊ 21 ኣባላት ኦነግ ሽኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደን 96 ተሓባበርቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉን  ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ። ምክትል…

መከፋፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊንጪ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)8 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተገበረሉ መከፋፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊንጪ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ኤሊክትሪክ ኢትዮጵያን ዶክተር ኣብርሃም በላይ…

ናይ ልምዓት ሓሳብ ብምፍልፋል ኢትዮጵያ ብልምዓት ምቕያር ይከኣል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ልምዓት ሓሳብ ብምፍልፋል ኢትዮጵያ ብልምዓት ምቕያር ይከኣል ኢዩ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ወንጪ ዝህነፅ ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብዕሊ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሮም። "ከባቢታት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንሓዳሽ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ መልእኽቲ ደገፍ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንሓዳሽ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ መልእኽቲ ደገፍ ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እተን ሓዳሽ ፕሬዚዳንት ናብ ስልጣን ምምፅአን ንሃገረን ጥራሕ ዘይኮነስ ነቲ ቀጠና ኢሉውን ንኣፍሪካ ዘለዎ…

ጉዳያት መረፃ ጥራሕ ዝዳነዩሎም 21 መጋባእያታት ከምዝተወደቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ስዒቡ ናብ ቤት ፍርዲ ዝቐርቡ ክትዓት ብፍሉይ ኩነታት ዝተኣናገዱሎም ረቂቕ ደምቢ ዝምልከት መድረኽ ተኻይዱ። ኣብዚ ዓመት ዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ስዒቡ ዝለዓሉ ክትዓት ብፍሉይ ኩነታት ዘተኣናኣናግዱ ኣቢያተ ፍርዲ እናተዋደዱ ከምዝኾኑ…