ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ብዝተሃቀነሉን ዝተዋደደን መልክዑ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ብዝተሃቀነሉን ዝተዋደደን መልክዑ እናተውሃበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ክታበት ብዝተሃቀነሉ መሰረት ኣብ መላእ ሃገር ብዕዉት ኩነታት ምሃብ ከምዝቐፀለ እውን ገሊፁ፡፡ ክሳብ ሕዚ ብዙሓት ሰብ ሞያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ ብሮድካስት ኣብ ጉዳይ ድልድል ኣየር ሰዓት ኣመልኪቱ ምስ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያን ብሄራዊ ቦርድ መረፃን ምዝገባ ሕፁያት ስዒቡ ንፓቲታት ፖለቲካ ዝወሃብ ድልድል ኣየር ሰዓትከይዲ ከይዲ ድልድል ዝምልከት ልዝብ ኣካይዶም። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ እቲ በዓል መዚ ንድልድል ኣየር ሰዓትን ጋዜጣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘጋጠሙዋ ፀገማት ብምፍታሕ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓሊያ ናይ ምቕፃል ዓቕሚ ኣለዋ ኢንስቲትዩት ታሂ ቻይና Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓባይ ሃገር ስለዝኾነት ዘጋጠሙዋ ፀገማት ብምፍታሕ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓሊያ ናይ ክትቅፅ ከምትኽእል ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ምርምርን ፍልፍል ሓሳብን ኢንስቲትዩት ታሂ ቻይና ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሸመ ቶጋ ኣብ ቻይና ፅንቶ…
ስፓርት ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ግራናዳ ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ አርሴናል ምስ ስላቪያ ፕራግ ኣያክስ ምስ ሮማ ዲናሞ ዛግሬብ ቪሪያል እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ስራሕቲ ፀፅታን ምኽባር ሕጊን ስልጠና ዝወሰዱ 610 ኣባላት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ስራሕቲ ፀፅታን ምኽባር ሕጊን ስልጠና ዝወሰዱ 610 ኣባላት ኣመሪቑ። ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ ኣባላት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ልእሊ ሓደ ወርሒ ናይ ተግባር ስልጠና ዝወሰዱ ከምዝኾኑ ተመልኪቱ። እቶም ተመረቕቲ ኣብ…
ቢዝነስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ሎስ ኣንጀለስ ፎረም ኢንቨስትመንት ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘሎ ርክብ ቢዚነስ ንምጥንኻር ዝዓለመ ፎረም ቢዚነስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ሎስ ኣንጀለስ ብኢንተርኔት ተሳሊጡ። ኣብቲ ፎረም ተወከልቲ 108 ኩባኒያታትን ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲን ተሳቲፎም። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንዝተሓባበሩ ኣካላት ናይ መወዳእታ መተሓሳሰቢ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንዝተሓባበሩ ኣካላት ናይ መወዳእታ መተሓሳሰቢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ሕገ መንግስቲን ካልኦት መሰረታዊ ሕጊታት እዛ ሃገርን ብምጥሓስ ኣብ ህወሓት ልዕልነት ዝሓዘ ጉጅለ፣ ኩርዓት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም እምትምለሱ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆነስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ገይሩሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…
ቢዝነስ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ክሊ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቐለ ምስ ተወከልቲ ኤች ኤንድ ኤም ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ክሊ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቐለ ምስ ተወከልቲ ኤች ኤንድ ኤም ተዛቲዩ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሳንዶካን ደበበ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ እቶም ተወከልቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ፓርክታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ብር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው፥ኣብ ሸሞንተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ብዝተሰርሐ ጥንኩር ቁፅፅር…