Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ንኹሉ ዝሓቖፈን ተበፃሒን ንክኸውን ሃገራት ብዕቱብ ንክሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ንኹሉ ዝሓቖፈን ተበፃሒን ንክኸወን ሃገራት ብዕቱብ ንክሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ፕሬዚዳነት ነዚ ዝበላ፥ “ሓቛፊነት ዲጂታል” ኣብ ዝብል ዘድሃበ ዘተ ብኢንተርኔት ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ኢየን።…

ቱሪዝም ኢትዮጰያን ፌስቡክን ኣብ ኢትዮጵያ ፕሮግራም ዕድጊት ዲጂታል ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቱሪዝም ኢትዮጰያን ፌስቡክን ኣብ ኢትዮጵያ ዘፈር ቱሪዝም ካብ ፅዕንቶ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንኽወፅእ ፕሮግራም ዕድጊት ዲጂታል ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ ፕሮግራም ብምትሕብባር ዝሰርሕ እንትኸውን፥ ብሃገር በቆል ሰመር ሚዲያ ከምዝትግበር ተገሊፁ፡፡…

ብመሰረት ስልሒት ሓበራዊ እቶት ፌዴራል ኣብ ዘሓለፉ 8 ኣዋርሕ ካብ ዝተኣከበ ልዕሊ ብር 14 ነጥቢ 4 ቢሊየን ንክልላት ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመሰረት ስልሒት ሓበራዊ እቶት ፌዴራል ኣብ ዘሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ካብ ሞንጎ ዝተኣከበ ልዕሊ ብር 14 ነጥቢ 4 ቢሊየን ንክልላት ተኸፋፊሉ። ን22 ዓማውቲ እናገልገለ ዝነበረ ሓበራዊ መከፋፈሊ ስልሒት እቶት ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምምሕያሹ፥ ኣብ…

ምልክታት ከቢድ ሕማም ኩሊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ምልክታት ከቢድ ሕማም ኩሊት እንታይ እንታይ ኢዮም? መበገሲ ምኽንያት ሕማም ኩሊት ብዙሓት ከምዝኾኑ ይግለፅ፡፡ ምስ እዚ ጎድና ጎድኒ ድማ እቲ ሕማም ከከምዝፀንሐሉ ደረጃ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ምልክት ከምዝለዉዎ እውን ሰብሞያታት ሕክምና የብርሁ፡፡…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ዩ ኤን ኤድስ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍቢሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ዩ ኤን ኤድስ ተዛቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጉዳይ ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ምስ ዝሰርሕ ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት /ዩኤንኤድስ/ ዋና ፈፃሚት ዋኒ ቢያንዩማን ኢየት ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ…

ባንኪ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ንዓብይ ግድብ ህዳሰ 1 ነጥቢ 8 ሚልየን ብር ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ንዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸወን 1 ነጥቢ 8 ሚልየን ብር ብውህብቶ ለጊሱ። እቲ ውህቦቶ ዝተረከቡ ዋና ዳይሬክተር መተሓባባሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሰ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ኢዮም።…

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂማ ሁውከት ፈጢርኩም ብዝብል ዝተኣሰሩ መናእሰይ ብቤት ፍርዲ ናፃ ይበሃሉ እምበር ክሳብ ሕዚ ከምዘይተፈትሑ ኮሰመኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂማ ሁውከት ፈጢርኩም ብዝብል ዝተኣሰሩ መናእሰይ ብቤት ፍርዲ ናፃ ይበሃሉ እምበር ክሳብ ሕዚ ከምዘይተፈትሑ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኮሰመኢ) ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን፥ ካብ 6 ለካቲት 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ…

ርክብ ንግዲ ኢትዮጵያን ጃፓንን ንምምሕያሽ ኣብ ዝሕግዙ መገዲታት ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኒቶ ታካኮ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ንግዲን ዘፈር ምፍራይ ኢንቨስትመንትን ርክብ ኢትዮጵያን ጃፓንን ንምምሕያሽ ኣብ ዝሕግዙ መገዲታት ዘድሃበ ዘቲዮም፡፡…

ሩስያ ኣምባሳደራ ካብ ዋሽንግተን ስሒባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽርክና ኣሜሪካን ሩስያን ናብ ግጉይ መገዲ ብምብፅሑ፥ መንግስቲ ሩስያ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበረ ኣምባሳደሩ ኣናቶሊ ኣንቶኖቭ  ናብ ሞስኮ ክምለስ ከምዝፀውዐ ኣፍሊጡ። ሩስያ ኣብ ዋሽንግተን ዝነበረ ኣምባሳደራ ዝሰሓበት፥ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን  ቭላድሚር…

30 ሰባት ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወሩ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ማእኸል ጎንደር ዞን ወረዳ ታሕታይ ኣርማጭሆ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወሩ 30 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። መነሻውን ከጎንደር ከተማ ምዕራብ አርማጭሆ ወረዳ አብራሃጅራ ከተማ ባደረገ አይሱዙ የጭነት ተሽከርካሪ ሸራ በማልበስ ወደ…