ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደረጃን ቅልጣፈን ስራሕ ከመሓይሹ ዝኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደረጃን ቅልጣፈን ስራሕ ኢትዮጵያውያን ከመሓይሹ ዝኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ። ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝምራሕ ስራሕቲ ምምሕያሽ ስራሕን ቅልጣፈን ዝርከበሉ ብርኪ ዝምልከት ፀብፃብ ቀሪቡ ብሄራዊ ኮሚቴ ተዛቲዩሉ። ፕሮግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ሱዳን ንኣልሲሲ ዝተቓወሞም ግብፂ ድሌታ ብሱዳን ኣቢላ ንምፍፃም እናሸረበት ምዃና ብምግንዛብ ኢዩ – ሱዳናዊ ተንታኒ ፖለቲካ ምብራቕ ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ሱዳን ንፕሬዚዳንት ግብፂ ኣልሲሲ ዝተቓወሞም ግብፂ ድሌታ ብሱዳን ኣቢላ ንምፍፃም ትገብሮ ሽርሒ ብምኹናን ከምዝኾነ ሱዳናዊ በዓል ሞያ ሚዲያን ተንታኒ ፖለቲካ ምብራቕ ኣፍሪካን ኣይተ ሃሊ ያሂያ ኣፍሊጦም። ኣይተ ሃሊ ያዲያ፥ ኣብዚ ሰሙን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ንቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ንቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቅድሚ ለውጢ ዝተፈጠረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣረዲኦም። ነቲ ህዝባዊ ምንቅሳቓስ ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጠናዊን ዛዕባ ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቶም መራሕቲ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን “ሓድነት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ግዝኣታት ዋሸንግተን ዲሲን ኒውዮርክን ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን “ሓድነት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ግዝኣታት ዋሸንግተን ዲሲን ኒውዮርክን ሰላማዊ ሰልፊ ከምዝካየድ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ገሊፆም። “ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዝንዝሑ ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳታት ምስሊ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህሬን ኣብ ትግራይ ዘሎ ምንቅስቓስ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት 30 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሬን ኣብ ትግራይ ዘሎ መንቅስቓስ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ገሊፃ። ጄነራል ቆንስል ቤት ፅሕፈት ጀኔራል ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በክር ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ዶክተር ሻይካ ራና ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓመት ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ህብ ኢዩ ዝተብሃለ ፋብሪካ ሽኮር በለስ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንመዝዛም ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓመት ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ህብ ኢዩ ዝተብሃለ ፋብሪካ ሽኮር በለስ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንመዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ሽኮር ኢትዮጵያ ኣይተ ወዮ ሮባ ኣፍሊጡ። እቲ ፋብሪካ ቅድሚ ሸውዓተ ዓማውቲ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ስኮትላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ልዕሊ 471 ዶላር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስኮትላንድ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ ልዕሊ 471 ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ። መሰረቶም ስኮትላንድ ብዝገበሩ ትካላት ተራድኦ ኣቢሉ ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ምርጫ ንዝዕዘቡ ሃገር በቆል ትካላት ስቪክ ማሕበራት ስልጠና ሂቡ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ምርጫ ንዝዕዘብ ማመልከቻ ንዘእተዉን ቀዳማይ ዙር ንዝሓለፉን ሃገር በቆል ትካላት ስቪክ ማሕበራት ስልጠና ሂቡ። እቲ ስልጠና ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ዘለዎ እንትኸውን፥ ዓለም ለኸዊ ተመክሮ ብዝወነኑ ሰብ…