መንግስቲ ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ዝበፅሐ ጉድኣት ብዝምልከት ብቐረባ እናተኸታተሎ ምዃኑ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)28 ለካቲት 2013 ዓ.ም ኣብ ርእሰ ከተማ የመን ሰንዓ ቤት ህንፀት ብዝተፈጠረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብቲ ቤት ህንፀት ዝነበሩ እሱራት ሓደጋ ሞትን መቑሰልቲን ከምዝበፅሐ ኣብ ሙስካት (ኦማን) ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ናብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ…