ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብቤት ምኽሪ ፀፅታ እንተይኮነስ ብሕብራት ኣፍሪካ ኢዩ ዝረአ-ም/ቀ/ሚ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብቤት ምኽሪ ፀፅታ እንተይኮነስ ብሕብራት ኣፍሪካ ኢዩ ዝረአ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መቐመጢኦም ምስ ዝገበሩ…