Fana: At a Speed of Life!

ካብ ወፃኢ ንግዲ 7 ነጥቢ 2 ቢሊዮን ዶላር ኣታዊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 11 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ቢሊዮን ዶላር ኣታዊ ረኺባ፡፡ ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ትልሚ 11 ኣዋርሕ ሪፖርት እቲ ትካል ሎሚ ናብ ቤት ምኽሪ…

ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ጉባኤ ምምሕዳር ግልጋሎት መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 10ይ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ጉባኤ ምምሕዳር ግልጋሎት መንግስቲ ካብ ቀዳም ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ሃይለ (ዶ/ር) ነቲ ጉባኤ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ጉባኤ ምምሕዳርን…

ኢራንን እስራኤልን መጥቃዕቲ  ምፍፃሞም ቀፂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) እናተጋደደ ዝመፀ ቅልውላው ማእኸላይ ምብራቕ ኢራን ኣብ ደቡባዊ እስራኤል እትርከብ ከተማ ቢርሼባ ብሚሳይል ጥቕዓት ፈፂማ። በቲ መጥቃዕቲ ኣብታ ከተማ ዝርከብ ሆስፒታል ሶሮካ ዕላማ ምግባሩ እወገን እስራኤል ዝተገለፀ እንትኾን፤ ኣብ ልዕሊ 30 ሰባት…

ስርዓት ምዝገባ እምሮኣዊ ንብረት ንምጥንኻር ይስራርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ምዝገባን ሓለዋን እምሮኣዊ ንብረት ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ከመዝርከብ በዓል መዚ እምሮኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ፈፃ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙኒኬሽንን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ኤሊያስ መሃመድ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ምዝገባ…

ባርሴሎና ንምሁኣን ጋርሺያ ካብ ኢስፓኞል ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካታላላናዊት ጋንታ ባርሴሎና ንሓላወዊ ልዳት ጋንታ ኢስፓኞል ሁኣን ጋርሺያ ኣፈሪማቶ። ባርሴሎና ወዲ 24 ዓመት ሓላዊ ልዳት ብ25 ሚሊየን ዩሮ ክሳብ 2031 ዘፅነሖ ውዕሊ ኮንትራት ከምዘፈረሜ ኣፍሊጣ፡፡ ኣብ ላሊጋ ካብ ዘለዉ ዝበለፁ ሓለውቲ…

ኣሜሪካ ኢዳ እንተእትያ ልዑል ሓደጋ ከጋጥም ይኽእል ኢዩ – ኣያቶላህ ዓሊ ሃሚኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጎንፂ ኢራንን እስራኤልን ኣሜሪካ ወታደራዊ ተሳትፎ እንተገይራ ልዑል ሓደጋ ክፍጠር ይኽእል ኢዩ ክብሉ መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ሃሚኒ ኣጠንቂቖም፡፡ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ብቕልጡፍ ኢድ ንኽትህብ ምትሕስሳቦም ስዒቡ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንህፃናት ኩለመዳያዊ ዕብየት ትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንህፃናት ኩለመዳያዊ ዕብየት ትኹረት ተዋሂብዎ ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ኮንፈረንስ ሓለዋ ህፃናት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ። ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ…

ንፓርቲታት ሕጋዊ ተናሓናሕቲ ብምግባር ዲሞክራስያዊ ሃዋህው ንምፍጣር ብትኹረት ተሰሪሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንፓርቲታት ተቃዋሚ ገይሩ ብምርኣይ ሕጋዊ ተናሓናሕቲ ገይሩ ብምትእንጋድ ዲሞክራስያዊ ሃዋህው ንምፍጣር ብትኹረት ተሰሪሑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከምዝበልዎ፤ ፖለቲካዊ ሃዋህው…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ኣብ ፈላማይ ሰሙን ክራኸባ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2025/26 ውድድር ዓመት ፀወታ ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ። በዙይ መሰረት መርሃ ግብሪ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ኣብ ፈላማይ ሰሙን ዘራኽብ ካብ ብሕዚኡ ትፅቢት ይግበር፡፡ ሻምፒዮን ሊቨርፑል ኣብ መርሃ…

መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ንመሃብ ኣድላዪ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዛዘሚ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ንመሃብ ኣድላዪ ምድላው ተዛዚሙ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ምዘና ትምህርቲን ኣገልግሎት ፈተናታትን እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፤ እቲ ፈተና ብዓወት ንምዝዛም ብምውዳድ እናተሰርሐ ይርከብ። በዚ…