ኣብ ክልል ሲዳማ ምምሕዳር ከተማ ዳዬ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ምምሕዳር ከተማ ዳዬ ትማሊ ምሸት ሰዓት 11፡00 ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
ምክትል ዳይሬክተር መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ሓለቓ ሚኢቲ ስራሮ ሶሌ፥ እቲ ሓደጋ ተሽከርካሪ ካብ ኣለታ ወንዶ ናብ በንሳ ዳዬ…