ስልጣንን ተግባርን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሸን ንምዝርዛር ተመሓይሹ ዝወፅአ ኣዋጅ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጣንን ተግባርን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሸን ንምዝርዛር ተመሓይሹ ዝወፅአ ኣዋጅ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፅዲቑ።
እቲ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼብኡ፥ ኣብ መንጎ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ኢትዮጵያን ነዝተፈላለዩ ፕሮጀክቲታት ልምዓት ንክውዕል ዝተፈረሙ…