ም/ቀ/ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮነን ፀገማት ኢንቨስትመንት ህፁፅ መፍትሒ ክወሃቦም ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ፀገማት ኢንቨስትመንት ህፁፅ መፍትሒ ክወሃቦም ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም።
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኢንቨስተራት ወፃኢ ዘጋጥምዎም ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጣየሸ…