ወይዘሮ ፅዮን ተክሉ ምስ ኣብ ትካል ፍልሰተኛታት ዓለም ዳይሬክተር ከባቢታት ምብራቕ ኣፍሪካን ቀርኒ ኣፍሪካን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ወይዘሮ ፅዮን ተክሉ ምስ ኣብ ትካል ፍልሰተኛታት ዓለም ዳይሬክተር ከባቢታት ምብራቕ ኣፍሪካን ቀርኒ ኣፍሪካን ሞሐመድ ኣብዲከር ተዛቲየን።
ወይዘሮ ፅዮን ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት…