ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 70 ኣመት በዓሉን ምስረታ ኣልሙናይን የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 70 ኣመት በዓሉን ምስረታ ኣልሙናይን የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ስነስርዐት ሚኒስትር ኣማኻሪት ዘፈር ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር ፕሮፌሰር ሂሩት ወልደማርያም ከምኡ እውን ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘበነ ምህርቲ ዓመተ 2013/14 ዝኸውን ዘመናዊ ዱኽዒ ይጎዓዓዝ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንዘበነ ምህርቲ ዓመተ 2013/14 ዝኸውን ዘመናዊ ዱኽዒ ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ኣቕርቦት እታዎት ኣይተ መንግስቱ ተስፋ፥ ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ዘበነ ምህርቲ 18 ነጥብ 1 ሚሊየን ኩንታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተሳናባቲ ምክትል ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተሳናባቲ ምክትል ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ክዌሲ ኳሪቴይ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ድማ፥ እቶም ኮሚሽነር ኣብማሳደር ጋና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 354 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)354 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ከተማ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ እቶም ካብ ስደት ተመለስቲ ኤልማ ዝተብሃለ ትካል ምስ ፍሪደም ፈንድን ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ፌዴሪኢን ብምትሕብባር ኢዮም ተመሊሶም ዘለዉ፡፡ እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ ክቕፅል ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቡ ምስ ርእሰ መምህራን ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ ክቕፅል ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቡ ካብ ኩለን ኣቢያተ ትምህርቲ ምስ ዝተውፃፅኡ ርእሰ መምህራንን ሱፐርቫይዘራትን ልዝበ ኣካይዱ። ኣብቲ ዘተ ምክትል ሓላፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ትዝታ ሙሉጌታ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማዋርዲ ምስ ዝርከቡ ተምሃሮ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ዶክተር ትዝታ ሙሉጌታ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማዋርዲ ምስ ዝርከቡ ተምሃሮ ኢትዮጵያ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ እዋናዊ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ኩነታት ኢትዮጵያ ከምኡ እውንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝምልከት ልዝብ…
ስፓርት ኮሚሽን ስፖርት ትግራይን ስፖርትን ናብ ንቡር ንምምላስ ዘኽእል ምንቅስቓስ ተጀሚሩ- ኣይተ ዱቤ ጅሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ስፖርት ትግራይን ስፖርትን ናብ ንቡር ንምምላስ ዘኽእል ምንቅስቓስ ተጀሚሩ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ዱቤ ጅሎ ገሊፆም። ኣይተ ዱቤ ኣብ ትግራይ ዝግበር ደገፍ ብዝምልከት ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 5 ሺሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ክልተ መዓስከር ስደተኛታት ተዘዋዊሮም – ኤጀንሲ ጉዳይ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 5 ሺሕን 844 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ክልተ መዓስከር ስደተኛታት ከምዘዘዋወረ ኤጀንሲ ጉዳይ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ኣፍሊጡ። እቲ ኤጀንሲ፥ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን 295 ተወሰኽቲ ስደተኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍኖተ ካርታ ፕሮግራም ምምሕያሽ ኤክስቴንሽን ጥዕና ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 አዲስ አበባ፣ የካቲት 25፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክጀትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፥ ፍኖተ ካርታ ፕሮግራም ምምሕያሽ ኤክስቴንሽን ጥዕና ዕላዊ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም፥ እቲ ፕሮግራም ካብ 2013 ክሳብ 2017…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ምግቢ ንዘድሊየዮም ወገናት ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሊ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ምግቢ ንዘድሊየዮም ወገናት ዝገብሮ ድጋፍ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስተዛተዩ፥ ትካሎም ኣብ ክልል…