Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንክልተ ዓለም ለኻዊ ጉጅለታት ተዓዘብቲ መረፃ ኣፈልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኻዊ ሪፕብሊካን ኢንስቲቲዩትታት(IRI)ን ንዓለም ለኻዊ  ዴሞክራቲክ ኢንስቲቲዮት(NDI)ን ተዓዘብቲ መረፃ ኣፈልጦ ሂቡ። እቲ ቦርድ፥ ጉጅለ ተዓዘቢ እቶም ትካላት ዘቕረቦ መፅናዕቲ ብምርኣይ ኣፍልጦ ከምዝሃበ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ጋና ዝተኻየደ ውድድር ቢዝነስ ኣፍሪካ ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ጋና ዝተኻየደ መበል 15 ውድድር ቢዝነስ ኣፍሪካ ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ። እቲ መገዲ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ምትእስሳር ንዘበርከቶ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ተሸላሚ ከምዝገበሮ ተሓቢሩ፡፡ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት…

ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ሽልማት ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና 2021 ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ሽልማት ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና 2021 ተረኪባ። ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና ዓመተ 2021 ኣመራርሓ መናእሰይ (International vision zero for…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ማእኸላይ ምብራቕ ኣገልግሎት ሞባይል 4ጂ ኤል ቲ ኣድቫንስ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ማእኸላይ ምብራቕ ከተማታት ሃረር፣ ኣወዳይና ሃረማያን ኣገልግሎት ሞባይል 4ጂ ኤል ቲ ኣድቫንስ ኣጀሚሩ። ኢትዮ ቴሌኮም ዘጀመሮ ሞባይል ኢንተርኔት 4ጂ ኣድቫንስድ ኤል ቲ፥ ን67 ሺሕ ዓማዊል ተረባሕቲ ከምዝገብር ከምዝኾነ…

ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ መበል 26 ሰሙን ውድድር እቲ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተራኺበን፡፡ ኣብቲ ፀወታ…

ሙሁራት ዩኒቨርሲቲ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ካገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ፅሬትን ግቡእን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብዝብል ምስ ሙሁራት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር…

ኒያላ ኢንሹራንስ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ 26 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኒያላ ኢንሹራንስ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ 26 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ፈፂሙ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ዝተረኸቡ ፍሉጣት ሰባት እቲ ኩባኒያ ንዝፈፀሞ ዕድጊት አመስጊኖም። ኒያላ ኢንሹራንስ አክሲዮን ማህበር ናይ ሐዚ ዕድጊት…

20 ተዓወትቲ ውድድር ብሩህ ፈጠራ ሓሳብን ንግዲን ሽልማት ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ውድድር ብሩህ ምህዞ ሓሳብን ንግዲን 20 ፈጠርቲ ስራሕ ሽልማት ተበርኪቱሎም፡፡ እቲ ውድድር ንግዲን ፈጠራ ሓሳብን፥ ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ፋውንዴሽን ማስተር ካርድንን ምስ ዝተፈላለዩ መሓዙት ኣካላት ብምትሕብባር…

ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ስምምዕነት ዩኔስኮ 1970 ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ስምምዕነት ዩኔስኮ 1970 ብምዃን ተመሪፃ። እቲ መረፃ ኣባል ሃገራት እቲ ስምምዕነት ኣብ ዘካየድኡ መበል ሻድሻይ ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ተኻይዱ። ባህላዊ ቅርስታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ንከይወፅኡን ንከይኣትዉን ከምኡወን…

ቀዳማይ ሚኒስትርን ፕሬዚዳትን ማሊ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ድሕሪ ምእሳሮም ስልጣኖም ለቒቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ሞካር ኦዋንን ፕሬዚዳትን እታ ሃገር ባህ ንዳውንን ብወተሃደራዊ ሓይሊ ድሕሪ ምእሳሮም ስልጣኖም ለቒቖም። ብጊዚያዊ ምክትል ፕሬዚዳትን ኣሲሚ ጎይታ ዝምራሕ እቲ ብወተሃደራዊ ሓይሊ፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር ሞካር ኦዋንን…