Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ መክያድ ጀሚሩ። ኣቦ መንበር ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝበልዎ፥ እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ብዙሓት ወሰንቲ ጉዳያት…

ኢትዮጵያ “ማእኸል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ” ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሓዳሽ ማእኸል ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ንዳህስስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካን ዝተሳተፍሉ “ቨርቺዋል” ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ…

ህንዲ ዘውፅኣቶ ሓድሽ ሕጊ ብሕትና ኣመልኪቱ ዋትስኣፕ ክሲ ከምዝመስረተ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ህንዲ ዘውፅኣቶ ሓድሽ ሕጊ ብሕትና ኣመልኪቱ ዋትስኣፕ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ህንዲ ክሲ ከምዝመስረተ ኣፍሊጡ። ኣብ ወርሒ ለካቲት መንግስቲ ህንዲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝዝርጋሕ ሓበሬታ ንምቁፅፃር ሓድሽ መምርሒታት ኣተኣታትዩ እዩ። ብመሰረት…

ጋንታ ቪያርል ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋንታ ቪያርል ንጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ብምስዓር ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ 2020/2021 ኮይና። እንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድን ስፔናዊት ጋንታ ቪያርያልን ዘራኸበ ናይ ፍፃመ ፀወታ ብዓወት ጋንታ ቪያሪያል ተዛዚሙ። ስሩዕ ፀወተአን…

 ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኳታር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኳታር ሼኽ መሓመድ ቢን ኣብዱልራህማን ኣል ታህኒ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣዊን ቀርኒ ኣፍሪካን ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት በምድሃብ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ 19 ግንቦት 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ኮሚቴ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምዝታይ ዝተፈላለዩ ኣንፈታት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ኣርባዕተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ኣርባዕተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ኣብ ልዕሊ 12 ሰባት ድማ ቀሊልን ከቢድን ጉድኣት ኣካል ከመዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ሎሚ ቅድሚ ሰዓት ኣስታት 4:30 ከምዘጋጠመ ሓለፊ ክፍሊ…

ኢትዮጵያ ሽፋን ክልል በረራ ኣየር 97 ሚኢታዊ ከምዘብፅሐት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ስቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ሽፋን ክልል በረራ ኣየር ኢትዮጵያ 97 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ገሊፁ። ዝተፈላለዩ ዘመናዊ ቴክኖሎጂታት መጥቃማ ንምሕላው ድሕንነት ትራንስፖርት ኣየር ናይ ገዛእ ውእሱ ግደ ይገበር ከምዘሎ እውን ሓቢሩ። እቲ በዓል…

329 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)329 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ሪያድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት…

ደቡብ ሱዳን ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ብሕብረት ኣፍሪካ ዝካየድ ሰለስቲአዊ ድርድር ትድግፍ ኢያ-ኣምባሳደር ጀምስ ፒቲያ ሞርጋን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ብሕብረት ኣፍሪካ ዝካየድ ሰለስቲአዊ ድርድር ትድግፍ ኢያ ክብሉ ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጀምስ ፒቲያ ሞርጋን ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ምስ ዘለዋ ልዑል ግደ ናይ ውሽጣ ሰላም ብምሕላው…