ዓለም ለኻዊ ዜናታት ደቡብ ሱዳን ኣገልግሎት በረራ ውሽጢ ዓዲ ዝህብ መገዲ ኣየር ኣጊዳ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ሓንቲ ንኡሽተይ ኣውሮፕላን ምሕምሻሻ ስዒቡ ኣገልግሎት በረራ ውሽጢ ዓዲ ምእጋዳ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር፥ እታ ኣውሮፕላን ሰሉስ ምምሕምሻሻ ስዒቡ እቲ መገዲ ኣየር ብግዚያዊነት በረራ ከይገብር ኣጊዶም፡፡ እታ…
ኮሮናቫይረስ እናተረኣየ ዝርከብ ምዝጋዕ ዝርገሐ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንኽውስኽ ገይሩዎ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ሕብረተሰብ ብምኽንያት ዝረአ ዘሎ ምዝንጋዕ ዝርገሐ ለበዳ ኮቪድ19 እናወሰኸ ምምፅኡ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝርገሐ ኮቪድ19 ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን፡፡ ኣብ መግለፂአን ድማ በቲ…
ኮሮናቫይረስ ብራዚል ብለበዳ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ልዑል ቁፅሪ እናመዝገበት ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚል ብለበዳ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ልዑል ቁፅሪ እናመዝገበት ምዃና ተገሊፁ። እታ ሃገር ለበዳ ኮሮናቫይረስ ካብ ዝጅምር ብረቡዕ ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝልዓለ መጠነ ሞት ኣመዝጊባ ኣላ። ሚኒቴር ጥዕና እታ ሃገር ትማሊ ኣብ ዝሃቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም አመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቢስሊ አመስጊኖም። እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ድልየት ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት ንዝገበርዎ ሃናፂ ኣስተዋፅኦን ጭቡጥ ደገፍን ኢዮም እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻምናይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻምናይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ዓመተ 2013 ብዝምልከት ዘተ ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሻራዊ ዝኾነ ኢድ ኣእታውነትን ኣብ ልዕሊ ሃገርን መንግስቲን ዝካየድ ወፍሪ ስም ምጥፋእን ኣይትቕበልን – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሻራዊ ዝኾነ ኢድ ኣእታውነትን ኣብ ልዕሊ ሃገርን መንግስቲን ዝካየድ ወፍሪ ስም ምጥፋእን ከምዘይትቕበል ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ እናቐረቡ ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሴናተር ጂሚ ኢንሆፍ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ተዛተዮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሴናተር ጂሚ ኢንሆፍ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ተዛተዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሰብኣዊ ደገፍ ዘቕርባ ትካላት ኣብ ትግራይ ብምንቅስቓስ ደገፍ ንክገብራ መንግስቲ ይሰርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ገይሩ-ቤት ፅሕፈት ቀ/ሚኒስትር Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ካብ ካልኦት ጉዳያት ብምቕዳም 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ከምገበረ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብቲ ክልል ን3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ተረባሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ሓይሊ ህፁፅ ጊዘ ክልል ትግራይ ብጄኔራል ዮሃንስ እናተመርሐ ነቲ ክልል ናይ ምርግጋዕን እግሪ ናይ ምትካልን ስርሑ ክቕፅል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ቀፀልቲ ስጉምቲታትን ብዝምልከት ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ግብረ ሓይሊ ህፁፅ ጊዘ ክልል ትግራይን ጊዝያዊ ምምሕዳርን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ተወከልቲ ውሕመን ዓለም ለኻዊ ትካል ግብረ ሰናይን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ተወከልቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ን ዓለም ለኻዊ ትካል ግብረ ሰናይን ብቨርችዋል ዘተ ኣካይደን። እተን ሚኒስትር መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ምኽባር ሕጊ ተተሓሒዙ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ምክፍፋል ምግብን…