Fana: At a Speed of Life!

መሰረት ኩሎም ነገራትን መፍትሒ ኩሎም ፀገማትን ሰላም ጥራሕ ኢዩ-ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ቀዳማዊ፥ መሰረት ኩሎም ነገራትን መፍትሒ ኩሎም ፀገማትን ሰላም ጥራሕ ኢዩ ክብሉ…

ህወሓት ክሳብ ሐዚ 22 ኣባላት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝቐተለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት) ክሳብ ሐዚ 22 ኣባላት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝቐተለ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ጊዘ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ክሳብ ሐዚ ኣስታት 20 ኣባላት እቲ ምምሕዳር ዝዓገተ እንትኸውን፥ ኣብ ልዕሊ ኣርባዕተ…

መበል ካልኣይ ዙር ፕሮጀክት ልምዓት ኢንተርኘረነርሺኘ ደቂ ኣኒስቲዮ ካልኣይ ምዕራፍ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ዙር ፕሮጀከት ልምዓት ኢንተርኘረነርሺኘ ደቂ ኣኒስቲዮ ካልኣይ ምዕራፍ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳይለወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲ ተረኺቦም። እቲ ፕሮጀከት ንዝሓለፉ ሸውዓተ ዓማውቲ ሓሳብ…

ኣሜሪካ ምስ ፍልስጤም ዘለዋ ዝምድና ከምእተመሓይሽ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ ፍልስጤም ዝነበራ ርክብ ዳግም ከም እተሐድሶ ገሊፃ። ብተወሳኺ ኣብ እየሩሳሌም ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ከም እትኸፍት ቃል ከምዝኣተወት ተገሊፁ። ካብዚ ሓሊፉ ብምኽንያት እቲ ንዝሓለፉ 11 መዓልታት ዝተኻየደ ጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ናስር ቦሪታ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ነይሩ።…

ኢትዮጵያ ንመላእ ኣፍሪካ ናይ ነፃነት ምልክት ኮይና ንክትቅፅል ብሓባር ንረባረብ-ም/ቀ/ሚ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነንኢትዮጵያ ንመላእ ኣፍሪካ ናይ ነፃነት ምልከት ኮይና ንክትቅፅል ብሓባር ንረባረብ ክብሉ ገሊፆም። ንበዓል ሕብረት ኣፍሪካ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ዝበሉ ኣይተ ደመቀ፥ መዓልቲ ኣፍሪካ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ሕውነት ክካየድ ዝቍነየ መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ሕውነት ክካየድ ዝቍነየ መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ እቲ ፕሮግራም  ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ እቲ ፌስቲቫል ደሚቕን ዘይርሳዕን ኢዩ ኢለን። ኢትዮጵያ ዓብዪ ሃፍቲ ከምዘለዋ ዘገንዘበ ኢዩ…

ኣብ ከተማ ማይጨው ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ክታበት ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከተማ ማይጨው ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ክታበት እናተውሃበ ምዃኑ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሆስፒታል ለምለም ካረል ገሊፁ። መካየዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ገብረእግዚአብሔር ኪሮስ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ክታበት…

ኢትዮ ቴሌኮም ራብዓይ ትውልዲ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣብ ምብራቕ ኢቲዮጵያ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ምብራቕ ኢቲዮጵያ ብልዑል ቅልጣፈ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ሞባይል ንምጥቃም ዘኸእል ራብዓይ ትውልዲ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣጀሚሩ። ምጅማር እቲ ኣገልግሎት ኣብ ከተማታት ድሬዳዋ፣ ኣይሻን ጭሮን ተግባራዊ ከምዝኸውን…

ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ 33 መኻይን ቢሮን ካልኦት ናውቲን ንክልል ትግራይ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (USAID) ንቢሮ ዘገልግላ 33 መኻይንን 10 ነጥቢ 6 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ዝተፈላለዩ ካልኦት ናውቲን ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓገዝ ገይሩ። ተወከልቲ እቲ ትካል፥ ኣብ ቀፅሪ ቢሮ ጥዕና ትግራይ…