Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ራብዓይ ትውልዲ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣብ ምብራቕ ኢቲዮጵያ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ምብራቕ ኢቲዮጵያ ብልዑል ቅልጣፈ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ሞባይል ንምጥቃም ዘኸእል ራብዓይ ትውልዲ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣጀሚሩ። ምጅማር እቲ ኣገልግሎት ኣብ ከተማታት ድሬዳዋ፣ ኣይሻን ጭሮን ተግባራዊ ከምዝኸውን…

ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ 33 መኻይን ቢሮን ካልኦት ናውቲን ንክልል ትግራይ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (USAID) ንቢሮ ዘገልግላ 33 መኻይንን 10 ነጥቢ 6 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ዝተፈላለዩ ካልኦት ናውቲን ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓገዝ ገይሩ። ተወከልቲ እቲ ትካል፥ ኣብ ቀፅሪ ቢሮ ጥዕና ትግራይ…

ቻይና ንክልል ትግራይ ዝኸውን ሓገዝ ኣቑሑት ሕክምና ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንክልል ትግራይ ዝኸውን ሓገዝ መከላኸሊ ኮቪድ-19ን ንግልጋሎት ሕክምና እውዕሉ ኣቑሑት ሕክምናን ኣበርኪታ። እቲ ሓገዝ፥ ካውንስለር ንግዲን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሊ ዩ ንዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር…

ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከቡ ጣቢያታት መከፋፈልቲን መተሓላለፊን ሓይሊ እቶም ሓሙሽተ ፈተነ ምምሕልላፍ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ጣቢያታት መከፋፈልቲን መተሓላለፍቲን ሓይሊ እቶም ሓሙሽተ ፈተነ ምምሕልላፍ ከምዝጀመሩ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ትካል ካብ 132 ኪሎቮልት ክሳብ 500 ኪሎቮልት ዘለዉ ልዑል ሓይሊ ዝሽከሙ መስመራት…

መራሕቲ ሃይማኖት ትውልዲ ብእወንታዊ መገዲ ኣብ ምቕራፅ ዝሰርሕዎ ስራሕቲ ከጠናኽሩ ኣለዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃይማኖት ትውልዲ ብእወንታዊ መገዲ ኣብ ምቕራፅ ዝሰርሕዎ ስራሕቲ ከጠናኽሩ ኣለዎም ተባሂሉ። ትካላት ሃይማኖት ነክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ኣብ ክሊ ህንፀት ሰላም፣ ዕንቅፋታትን መፍትሒታትን ዝላዘብ መድረኽ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ይሳለጥ…

ፍሪካ ዝሐሸ ሰላም፣ ሓድነትን ምዕባለን ንኽህልዋ ቆራፅነት ክህሉ ይግባእ – ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪካ ዝሐሸ ሰላም፣ ሓድነትን ምዕባለን ንኽህልዋ ቆራፅነት ክህሉ ከምዝግባእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፆም። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማሃማት፥ መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…

መዓልቲ ኣፍሪካ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓልቲ መዓልቲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 1963 ምምስራት ሕብሪካ ኣፍሪካ ስዒቡ ኢዩ ዝኽበር፡፡ መዓልቲ ኣፍሪካ፥ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምኡ እውን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ…

ኣሜሪካ ዘንበረቶ ክልከላ ቪዛ ንክፍለ ዘበናት ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘሐርፍፍ ኢዩ- ኣባላት ዳያስፖራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዘንበረቶ ክልከላ ቪዛ ንክፍለ ዘበናት ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘሐርፍፍ ከምዝኾነ ኢትዮጵያውያንን ኣባላት ዳያስፖራ ማሕበረሰብን ገሊፆም። ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ እቲ ውሳነ ኣግባብነት…

“ኮቪድ-19 ኢትዮጵያ” ዝተብሃለ ንኣቢያተ ትምህርቲ ዝኸውን መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራሕተኛታትን ምምሕደርን ኣቢያተ ትምህርቲ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ኣብ ስራሕቲ ቁፅፅር ግንዛብ ንምፍጣርን ዝሕግዝ “ኮቪድ-19 ኢትዮጵያ” ዝተብሃለ መተግበሪ (ኣፕሊኬሽን) ዕላዊ ኮይኑ። ብምትሕብባር ሚኒስትር ጥዕናን ሚኒስቴር ትምህርቲን…

ሩሲያ ምስ ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ዋጋ ከምትህብን ትገብሮ ሓገዝ ከምትቕፅልን ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ዋጋ ከምትህብን ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅልን ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ብላድሚር ፑቲን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣፍሪካውያን ኣብ…