Fana: At a Speed of Life!

ናይጄሪያ ምስ ጥሕሰት ሕጊ ኮቪድ-19 ተተሓሒዙ 90 ተጓዓዝቲ ተተኣላልሽ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይጄሪያ ሕጊ ኮቪድ-19 ጥሒሶም ዝበለቶም 90 ተጓዓዘዝቲ ተተኣላልሽ ኣላ። እቶም ተጓዓዝቲ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ብራዚል፣ ህንዲን ቱርኪን ዝመፅኡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡ እቶም ተደለይቲ ሰባት ካብ 8 ክሳብ 15 ጉንበት ኣብ ዘለዉ እዋናት ናብ…

ሃገር ለኸ ጉባኤ ምርምርን መፅናዕቲን ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ሻውዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ምርምርን መፅናዕቲን ኣብ ዩንቨርስቲ መደ ወላቡ ምስላጥ ጀሚሩ። “ኣብ ኢትዮጵያ ምርመር ንዘላቒ ልምዓት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ እቲ ጉባኤ፥ 20 ውፅኢታት ምርምር ብምቕራብ ዘተ ክግበረሎም ኢዩ ዝብል ትፅቢት…

ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን መበል 20 ዓመት ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን መበል 20 ዓመት ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ። ግዕዝይና ኣብ ምክልኻል ልዑል ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ኣፍልጦ…

ልዕሊ 44 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)44 ሚሊየንን 737 ሺሕን 757ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 7 ክሳብ 12 ግንቦት ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ተፍቲሽ ኢዮም ተታሒዞም።…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ብቕልጡፍ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንምዝዛም ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ እናተሰርሐ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት ሜጋ ፕሮጀክት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ቤት ፅሕፈት ኢንጅነር ሽመልስ እሸቱ፥…

ዓመታዊ ሰሙን ምርምር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓመታዊ ሰሙን ምርምር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። እቲ መርሃ ግብሪ “ምርመር ንሰላምን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ። ስለዝኾነ ድማ ምርምር ኣብ ሰላምን ህንፀት ሃገርን ዝህልዎ ግደ ትኹረት ዝገበሩ ፓነል…

ኣብ ህንዲ ቁፅሪ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 300 ሽሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ቁፅሪ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 300 ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ካብቲ ዝተገለፀ መጠን ሞት እቲ 100 ሺሕ ሓደ ወርሒ ኣብ ዘይመልእ ጊዜ ከምዘመዝገበቶ ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ሆስፒታላት ህንዲ ብብዝሒ ሕሙማት…

ዓውዲ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣብ ምምላእ መሰረታዊ ድሌት ዜጋታት ከምዘተኮረ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዓውዲ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣብ ምምላእ መሰረታዊ ድሌት ዜጋታት ትኹረት ከምዝገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ…

ኢትዮጵያ ንምድኻምን ሓድነታ ንምንጋዕን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ዝህቀን ትንኮሳን ፅዕንቶን ብሓባር ክንምክት ይግባእ-ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምድኻምን ሓድነታ ንምንጋዕን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ዝህቀን ትንኮሳን ፅዕንቶን ብሓባር ክንምክት ይግባእ ክብሉ ኣምባሳደር ታዬ አጽቀስላሴ ተዛሪቦም። ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ፥…

ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ሓያል ኩነታት ኣየር ኣብ ውድድር ጉያ ዝነበሩ 21 ኣትሌታት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ቻይና እናተኻየደ ዝነበረ ውድድር ጉያ ስግረ-መሮር ብዘጋጠመ ሕማቕ ኩነታት ኣየር ብውሑድ 21 ተወዳደርቲ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ ትማሊ ቀዳም ኣብ ግዝኣት ጋንሱ ኣብ ዝርከብ መስሕብ በፃሕቲ “የለው ሪቨር ስቶን ፎረስት” ይካየድ ኣብ…