ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትሽዓተ ሲቪል ማሕበራት ውሽጢ ሃገር መረፃ ንኽዕዘቡ ፍቓድ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጉንት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ትሽዓተ ሲቪል ማሕበራት ውሽጢ ሃገር መረፃ ንኽዕዘቡ ፍቓድ ከምዝሃቦም ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ መረፃ ኣብ ኢትዮጵያ “ኣዋጅ መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ስነ-ምግባር መረፃን ቁፅሪ 1162/2012” ከምኡ እውን “መምርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሓዱሽ ፖሊሲ ቴክኒክን ሞያን ዝተትሓዙ ትልሚታት ልምዓት ንምዕዋት ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተሰናድአ ዝርከብ እቲ ሓዱሽ ፖሊሲን ስትራቴጂን ትምህርቲን ስልጠናን ቴክኒክን ሞያን በቢዘፈሩ ዝተትሓዙ ትልሚታት ልምዓት ንምዕዋት ዝሕግዝ ከምዝኾነ መዳርግቲን መሓዙትን ኣካላት እቲ ዓውዲ ገሊፆም። ይህ የተገለጸው ኤጀንሲው በዘርፉ ፖሊሲና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ክሳብ 30 ግንቦት ነናብ ዝተመደብሉ ንክኣትዉ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ክሳብ 30 ግንቦት 2013 ዓ.ም ነናብ ዝተመደብሉ ንክኣትዉ ክግበር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ሎሚ ዘበን ዝተውሃበ መመዘኒ ፈተና ካብ መንጎ ዝሓለፉ ለዕሊ 147 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ለውጢ ውፅኢታዊ ብዝኾነ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ሃገርና ምልማዕ ከምዝኽእል ኣረጋጊፁ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣመራርሓ ለውጢ ውፅኢታዊ ብዝኾነ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ሃገርና ምልማዕ ከምዝኽእል ኣረጋጊፁ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ኣመራርሓ ለውጢ፥ ሃፍቲ ሃገር ብምምዝማዝ እንትጓተቱ ዝነበሩ ዓበይቲ ብሄራዊ ፕሮጀክትታት ኣቀላጢፎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጄንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጄንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን መፅናዕቲ ትግበራ ሲቲ-ኔትን ስማርት ሰርቪስ ዴሊቨሪን ንምክያድ ምስ ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ሰነድ ስምምዕነት መረዳድኢ ተፈራሪሙ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ ኤጀንሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኣሜሪካውያን ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ኮኒኑ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሰረቱ ኣብ ኣብ ኣሜሪካ ዝገበረ ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኣሜሪካውያን ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ኮኒኑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ከይዲ መረፃ ኢትዮጵያ ኢዶም ዘእትዉ ወይ ደምፂ ቅድሚ ምውሃቡ ጥርጣረ ንምፍጣር ዝፍትኑ ኩሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ መንግስታት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓስፊክን ንዶ/ር ኣርከበ ዑቑባይ ድጋፉ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ኣምባሳደራት ውድብ መንግስታት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓስፊክን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካን ኢትዮጵያን፤ ብሕብረት ኣፍሪካ ሕፁይ ዋና ዳይሬክተር ትካል ኢንዱስትሪ ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኮይኖም ንዝቐረቡ ዶክተር ኣርከበ ዑቑባይ ዘለዎም ድጋፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ኣብ ዝጠሓሱ ገናሕቲ ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ኣብ ዝጠሓሱ ለዕሊ 1 ሺሕ ገናሕቲ መካይን ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ካብ 2 ክሳብ 10 ግንቦት 2013 ዓ.ም ጥራሕ ሕልፊ ብምስፋር፣ ማስክ ዘይምግባር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ምዝገባ ተምሃሮ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ምዝገባ ተምሃሮ ከምዝተጀመረ ኣብ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል መምርሒ ማሕበራዊ ጉዳይ ዞባ ደቡብ ኣፍሊጡ። ኣተሓባባሪ እቲ መምርሒ ኣይተ ኣብርሃ ደሳለው፥ እቲ ምዝገባ ተምሃሮ ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ኣብያተ ትምህርቲ…
ስፓርት ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ Gebremariam Weldegerima May 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ወላይታ ዲቻ ተዓዊታ ዝወፅአትለን ሽቶታት ቸርነት ጉግሳ ኣብ መበል 55ን 76ን ደቓይቕ ከምዘመዝገበን ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።…