ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕን 257 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 257 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ። ብመሰረት እዚ ድማ ትማሊ 2 ሺሕን 257 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ምኽምለሱ ከምዝተገበረ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀታሊ ጀነራል ሰዓረ መኮንን ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተበይኑሉ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንነበር ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጀነራል ሰዓረ መኮንን ዝቐተለ ሓለቃ ዓሰርተ መሳፍንት ጥጋቡ ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተበይኑሉ። ዓቃቢ ሕጊ ብሞት ንኽቕፃዕ ሕ ኣቕሪቡ ዝነበረ ይኁን እምበር፥ ኣርባዕተ መቕለሊ ቅፅዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካውያን ብሓባር እንተሰሪሖም ንቀፃሊ ምዕባለ እታ እህጉር ወሳኒ ኢዩ – ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን ብሓባር እንተሰሪሖም ንቀፃሊ ምዕባለ እታ እህጉር ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር እዚ ዝበላ፥ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ብሓባር ንምስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2014 ዓ.ም 906 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ሃላቒ ዘይቲ ብልዒ ከምዝህልዋ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃላቒ ዘይቲ ብልዒ ኢትዮጵያ ብሃገር በቆል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ንምሽፋን ዝግበር ፃዕሪ ዘጋጥሙ ማሕለኻታት ኣድሂቡ ልዝብ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴንን ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ወርሒ ጉምበት ጀሚሩ 25 ሺሕን 472 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ጉምበት ጀሚሩ 25 ሺሕን 472 ዜጋታት ካብ ሸሞንተ ሃገራት ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ጉዳይ ናብ ሃገር ተመለስቲ ዜጋታት ብኣተሓባበራይነት ሚኒስቴር ሰላም…
ስፓርት ኣብ ጣሊያን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ጄ ሶል ሙንላይት ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። እቲ ውድድር ብውድድር ብደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ታዬ ግርማ 1 ሰዓትን 4 ደቒቕን 11 ሰኮንድን ብምእታው ቀዳማይ እንወፅእ፥ ኣትሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕፅረት ትራንስፖርት ንምቅላል ኣብ ሓፂር እዋን ዕድጊት 200 ኣውቶብሳት ክፍፀም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ሕፅረት ትራንስፖርት ንምቅላል ኣብ ሓፂር እዋን ዕድጊት 200 ኣውቶብሳት ከምዝፍፀም ኣገልግሎት ምውጋድ ንብረትን ዕድጊትን መንግስቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ ኣይተ ቢቂላ ገላና ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ዓፋር ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ንመፈፀሚ ፕሮጀክታት ዝኸውን ልዕሊ 630 ሚሊየን ብር ተወሳኺ በጀትን ብምፅዳቕ ጉባኤኡ ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ንመፈፀሚ ፕሮጀክታት ዝኸውን ልዕሊ 630 ሚሊየን ብር ተወሳኺ በጀትን ብምፅዳቕ ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዛዚሙ። እቲ ቤት ምኽሪ ትማሊ ኣብ ዝጀመሮ ጉባኤኡ፥ ኣብ በጀት እዚ ዓመት ኣብቲ ክልል ንዝተሳለጡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሌ/ጄነራል ኣስራት ዴኔሮ ካብ ዞባ መተከል ተመዛቢሎም ዝነበሩ ዜጋታት መሊስካ ንምጥያሽ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መተሓባበሪ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ዞባ መተከል ሌተናል ጄነራል ኣስራት ዴኔሮ ካብ ዞባ መተከል ተመዛቢሎም ዝነበሩ ዜጋታት መሊስካ ንምጥያሽ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ዑደት ኣካይዶም። ተመዛቢሎም ዝነበሩ ዜጋታት ብዘላቒ መሊስካ ንምጥያሽ በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢታት መውፅኢ መዓድን ዝፍጠሩ ፀገማት ፀፅታ መፍትሒ ከምዘድሊዮም ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢታት መውፅኢ መዓድን ዝፍጠሩ ፀገማት ፀፅታ መፍትሒ ንኽርከብ ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ምስ ክልላት ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ወይዘሮ ፍሬኣለም ሽባባው ተሳቲፈን።…