ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰሙን ኢትዮጵያ ምኽባር ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሙን ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ምኽባር ጀሚሩ። እቲ በዓል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝኸፈቱዎ እንትኾኑ፥ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ሚኒስትራት፣ ከምኡ እውን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ተረኺቦም። እቶም…
ስፓርት ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ኣዳማ ብምስዓር ካብ ሓደጋ ምውራድ ዘርሕቓ ውፅኢት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንኣዳማ ከተማ 1 ለ 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ጋንታ ሰበታ ከተማ ኣብ መበል 35 ደቒቕ ኦሴ ማውሊ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሽቶ ኢያ ክትዕወት ክኢላ። ብመሰረት እዚ 33 ነጥቢ ብመሓዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ድሕሪ ኮቪድ-19 ኢኮኖሚ ንኽማሓየሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ድሕሪ ኮቪድ-19 ኢኮኖሚ ንኽማሓየሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ግምጃ ቤት ፈረንሳይ ከፈንሳይ ኢማኑኤል ሞውሊን ተዛቲዮም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣጣዬ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ካብ መንጎ ዝነበሩ እቶም 21 ሺሕ ሰባት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣጣዬ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ካብ መንጎ ዝነበሩ እቶም 21 ሺሕ ሰባት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ኣብቲ ከባቢ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ። ኣተሓባባሪ እቲ ግብረ ሓይሊ ሌተናል ጄኔራል ደስታ ኣቢቼ፥ ኣብቲ ከባቢ ሰላምን ምርግጋዕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስቴር ሰላም ዝተዳለወ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ስግግር ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ምርድዳእ፣ መረፃ 2013ን ካብኡ ንደሓርን ብዝብል ብሚኒስቴር ሰላም ዝተዳለወ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ዘተ ተሞክሮታት ስግግር ንፅፅራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፅን ሱዳንን ኣብ ሩባ ኣባይ ዝሓዝኡ ቅዋም ንዓለም ለኻዊ ሕጊ ዝፃባእ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ግብፅን ሱዳንን ኣብ ኣብ ፖሊሲ ተባሕነት ሩባ ኣባይ ዝሓዝኡ ቅዋም ንዓለም ለኻዊ ሕጊ ዝፃባእ ከምዝኾነ ኣማኻሪ ዶብን ዶብ ተሻጋሪን ሃፍቲታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ኢብራሂም እድሪስ ገሊፆም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክሊ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤተ ፈተነ መመርመሪ ምግቢ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ምግቢን መድሓኒትነ ኢትዮጵያ ድሕንነት ምግቢን ፅሬትን ንምቁፅፃር ካብ ብር 45 ሚሊየን ብዝኾነ ወፃኢ ዘዋደዶ ዘበና ቤተ ፈተነ መመርመሪ ምግቢ ኣመሪቑ። እቲ ቤተ ፈተነ ዝተፈላለዩ ምግቢታት ድሕንነቶም ብምምርማር ፅሬቶም ናይ ምርግጋፅ ዓቕሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 571 ሚሊየን ኪሎ ዋት ሰዓት ሓይሊ ካብ ብኽነት ሓይሊ ምንካይ ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 571 ሚሊየን ኪሎ ዋት ሰዓት ሓይሊ ካብ ብኽነት ሓይሊ ምንካይ ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ቴክኒካዊ ዝኾኑን ዘይኮኑን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንሃገር ተሓሳቢ ዝገበረ እንበር መረፃ ዘተኮረ ኣይኮነን-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2013 ዓ.ም “ንኢትዮጵያ ንኽደና” ዕላዊ ኮይኑ። ኣብዚ ዓመት ብብርኪ ሃገር 6 ቢሊየን ፈልሲ ክትከል ኢዩ ተባሂሉ። ናብ ጎረባብቲ ሃገራት 1 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተዳለዉ እውን ተገሊፁ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ፍሊስጤምን ዘሎ ጎንፂ ጠጠው ንኽብል ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ፍሊስጤምን ዘሎ ጎንፂ ጠጠው ንኽብል ፃዊዖም። እቶም ፕረዚደንት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንጃሚን ነታንያሁ ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣሜሪካ ምስ ግብጽን ካልኦት ሃገራትን ብምዃን…