ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ኣዋሽ ንዝተፈላለዩ ትካላት 17 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 19, 2021 0 አዲስ አበባ ፣ ግንቦት 11 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣዋሽ ንዝተፈላለዩ ትካላት 17 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ዝገበሮ ደገፍ ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ንምውፃእ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኢሊሊ ኢንተርናሽናል ሆቴል ኣብ ዝተዳለወ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima May 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11ግንቦት፣ 9፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒ9ስቴር 3 ነጥቢ 9 ሚሊየን ነምርካብ ተሊሙ ከምዝነበረ አውን ገሊፁ። እቲ ዝተረኸበ እቶት ምስ ተመሳሳሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንኽብራን ነፃነታን ዘይትደራደር ከምዝኾነት ኩሉ ክግንዘብ ኣለዎ -ቀ/ ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንኽብራን ነፃነታን ፍፁም ዘይትደራደር ከምዝኾነት ኩሉ ክግንዘብ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 16 ግንቦት 2013 ዓ.ም ኣብ ፓርክ ሕውነት ዝኽበር መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ሰንድ ስምምዕነት ብር 510 ሚሊየን ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባን ንሕብረተሰብ ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ተግባራዊ ንምግባር ሰንድ ስምምዕነት ብር 510 ሚሊየን ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ምክልት ከንቲባ ወይዘሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃ ወርቂ ልዕሊ 553 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃ ወርቂ ልዕሊ 553 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ገሊፁ። ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣብ 2013 ዓ.ም ዕዳጋ ወርቂ ኣዚዩ ወሪዱ 29 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ጥራሕ ዝተረኸበ እንትኸውን፥ ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰሙን ኢትዮጵያ ምኽባር ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሙን ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ምኽባር ጀሚሩ። እቲ በዓል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝኸፈቱዎ እንትኾኑ፥ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ሚኒስትራት፣ ከምኡ እውን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ተረኺቦም። እቶም…
ስፓርት ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ኣዳማ ብምስዓር ካብ ሓደጋ ምውራድ ዘርሕቓ ውፅኢት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንኣዳማ ከተማ 1 ለ 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ጋንታ ሰበታ ከተማ ኣብ መበል 35 ደቒቕ ኦሴ ማውሊ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሽቶ ኢያ ክትዕወት ክኢላ። ብመሰረት እዚ 33 ነጥቢ ብመሓዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ድሕሪ ኮቪድ-19 ኢኮኖሚ ንኽማሓየሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ድሕሪ ኮቪድ-19 ኢኮኖሚ ንኽማሓየሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ግምጃ ቤት ፈረንሳይ ከፈንሳይ ኢማኑኤል ሞውሊን ተዛቲዮም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣጣዬ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ካብ መንጎ ዝነበሩ እቶም 21 ሺሕ ሰባት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣጣዬ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ካብ መንጎ ዝነበሩ እቶም 21 ሺሕ ሰባት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ኣብቲ ከባቢ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ። ኣተሓባባሪ እቲ ግብረ ሓይሊ ሌተናል ጄኔራል ደስታ ኣቢቼ፥ ኣብቲ ከባቢ ሰላምን ምርግጋዕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስቴር ሰላም ዝተዳለወ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ስግግር ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ምርድዳእ፣ መረፃ 2013ን ካብኡ ንደሓርን ብዝብል ብሚኒስቴር ሰላም ዝተዳለወ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ዘተ ተሞክሮታት ስግግር ንፅፅራዊ…