መረፅቲ ውፅኢት ድምፂ ብብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ዕላዊ ክሳብ ዝግበር ብትዕግስቲ ንክፅበዩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መረፅቲ ውፅኢት ድምፂ ብመሰረት ሕጊ መረፃ ዕላዊ ክሳብ ዝግበር ብትዕግስቲ ንክፅበዩ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ዜጋታት ውፅኢት መረፃ ብዝምልከት ካብ ካልኦት ፍልፍላት ዝወፅኡ ሓበሬታታት ካብ ምውዛዕ ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ…