ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐሉም ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐሉም ኣመሓላሊፈን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ትዊተር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “መላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1ሺሕን 442 በዓል…