ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓና 500 ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓና 500 ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ከም ገለፃ እቲ ፕሮግራም፥ ካልኦት 500 ናይ ፅዕነት መኻይን ተወሳኺ መድሕን ህይወት ምግቢ ብመሓዝ እናተጓዓዓዛ ይርከባ፡፡ እተን መድሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ንኽረምታዊ ሕርሻ ዝውዕል ዘበናዊ ዱኽዒ ፍርቁ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ፍርያት ሕርሻ 2013/14 ዓ.ም ካብ ሞንጎ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ ሓመድ (መዳበርያ) ፍርቁ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሐ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ብርሃነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስጋና ወለድን ተምሃሮን ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስጋና ወለድን ተምሃሮን ኣሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ገብሪ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ፍሉጣት ሰባት፣ መምህራን፣ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። እቲ መድረኽ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኔስኮ ንኢንዱስትሪ ፊልም ኢትዮጵያ ይሕግዝ ኢዩ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኔስኮ ንኢንዱስትሪ ፊልም ኢትዮጵያ ይሕግዝ ኢዩ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ብዕሊ ኣጀሚሩ። ምጅማር እቲ ፕሮጀክት ኣመልኪቱ ኤክስፐርታት እቲ ፕሮጀክት፣ ተወከልቲ ዩኔስኮ ኣብ ኢትዮጵያን ግብረ ሓይሊ እቲ ፕሮጀክትን ብመርበብ ሓበሬታ ዝተሓገዘ ልዝብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፌሌክስ ሲሼኬዲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንትፌሌክስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ሲሼኬዲ ተዛቲዮም። ኣብ እዋናዊ ከባቢያዊ ኩነታት ብምድሃብ ከምዝተላዘቡ እውን ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ትሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ጆፍሪ ፈልትማንን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ላፔን ተዛቲዮም። እቶም ኮሚሽነርን ኣምባሳደርን፥ ኣብ ሞንጎ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ መበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዓመተ ሂጅራ ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጂ ዑመር እድሪስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ መረፃ ዝዕዘቡ ሰብ ሞያታት ከምዝልእኽ ምግላፁ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ሓዊሱ ካብ ኣሜሪካን ሩሲያን ዝተውፃእፅኡ ጉጅለ ሰብ ሞያታት መረፃ ንምዕዛብ ከምዝመፅኡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ መረፃ ንምዕዛብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስኮሮና ዓለም ለኸ ስግኣት ኢዩ – ውድብ ጥዕና ዓለም Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም የዓለም ኣብ ህንዲ ዝተወለዐ ዓሌት ቫይረስኮሮና ዓለም ለኸ ስግኣት ኢዩ ክብል ወሲኑ። እቲ ትካል ቢ.1.617 ዝተብሃለ ዓሌት ኮሮና ቫይረስ ካብ ካልኦት ዓሌታት ንላዕሊ ብቐሊሉ ዝመሓላለፍ ከምዝኾነ ብዝገበሮ መፅናዕቲ ዘረጋገፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስራቲት ኒያ ፋውንዴሽንን መእኸል ኦቲዝም ጆይን ወይዘሮ ዘሚ የኑስ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መስራቲት ኒያ ፋውንዴሽንን መእኸል ኦቲዝም ጆይን ወይዘሮ ዘሚ የኑስ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን። ወይዘሮ ዘሚ የኑስ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንልዕሊ ዝሕታለ ዕቤት ኣእምሮ ዘለዎም ቆልዑት ክንክን እናገበራ ከምዝነበራ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡ ወይዘሮ ዘሚ ኣብ…