ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ህንዲ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ህንዲ ኒው ደልሂ ኣቲዮም።
ኣብ ህንዲ ኣብ ዝህልዎም ናይ ኣርባዕተ መዓልቲ ፃንሒት፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኤስ. ጄሻንክራ ኣብ…