መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይዝኾነ ይኹን ፀገም ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሸን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይዝኾነ ይኹን ፀገም ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሸን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ከምዝገለፆ፥ መራፂ ሰላማዊን ዝተረጋገዐን በዝኾነ መገዲ ድምፁ ይህብ ኣሎ።
ንቐፃሊ ተመሳሰልቲ ሓበሬታታት ካብ ፌዴራልን…