ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ መበል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ይካየድ ኣሎ።
ተዓዘብቲ ኮሮጆ መውሃቢ ድምፂ ድሕሪ ምርኣዮም ኢዩ እቲ ምርጫ ተጀሚሩ።
ርኢተኦም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዝሃቡ ነበርቲ እታ ከተማ፥ “ እቲ ምርጫ…